Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሲሼልስ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሲሼልስ ፓትሪክ ሄርሚኔ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፓርቲ ብልፅግናን ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብምዕዋቶም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም ውፅኢት እቲ መረፃ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ምምሕዳር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዘለዎ ጥንኩር እምነት ዘመላኽት ኢዩ ኢሎም፡፡

ሲሼልስን ኢትዮጵያ ኣብ ምክብባርን ምትሕብባርን ዝተመስረተ ናይ ነዊሕ ዓመታት ርክብ ከምዘለወን ኣዘኻኺሮም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.