Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቤኒን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቤኒን ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ተዛቲዮም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ ንፕሬዝዳንት ቤኒን ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ‎ተቐቢለ ኣብ ሓራዊ ጉዳያት ብምድሃብ ተዛቲና።

ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ክልተኣዊ ርክባት ምጥንኻርን ኣብ ሓበራዊ ረብሓታት ዕዙዝ ምትሕብባር ንምግባር ኣብ ዘኽአሉ ዕድላት ዕዉት ለዝብ ኣካይድና ኢሎም።

ክልቲአን ሃገራት ንዓሚቕ ምሕዝነትን ንዘላቒ ርክብን ዘለላ ሓበራዊ ቆራፅነት ብዝበለፀ ከምነዕቢ ፅኑዕ ድሌት ከምዘለወን እውን ኣመልኪቶም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.