Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ ምድብ መወዳእታ ፀወታታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ እውን ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወታታት ክቕፅሉ ኢዮም፡፡ ኣብ ምድብ ትሽዓተ ዝርከባን ዝሓለፉ ክልተ ፀወታታት ብምዕዋት ኣቐዲመን ናብ 32 ዝተፀምበራ ፈረንሳይን ኖርዌይን ነቲ ምድብ ብፀብለልታ ንምዝዛም ክነሓንሓ ኢየን፡፡ ኣብዚ ዓመት ፅዋዕ ዓለም ንሃገሮም ብተመሳሳሊ ኣርባዕተ ሸቶታት ዘመዝገቡ ኪሊያን ምባፔን አርሊንግ ሃላንድን ምሸት ሰዓት 4 ዝካየድ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣብቲ…
Read More...

ፅዋዕ ዓለም ምድብ 3ይ ሎሚ እውን ቀፂሎም ከካይዱ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዝካየድ ዘሎ ፀወታታት ምድብ 3ይ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ እውን ክቕፅል እዩ። ምሸት ሰዓት 5 ኣቐዲማ መሕላፋ ዝፈለጠት ጀርመን ምስ ኢኳዶር ግጥምኣ ከተካይድ ኢያ። ኣብ ክልቲኡ ናይ ምድብ ፀወታታት ዓወት ዘመዝገበት ጀርመን ብ6 ነጥቢ ነዛ ምድብ ትመርሕ ኣላ።…

ዶኩ ዳግም ናብ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ቤልጂየም ክፅምበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ መጀመርታ ውላዱ እንትውለድ ንምርኣይ ሃገራዊት ጋንታኡ ብምሕዳግ ናብ ለንደን ዘምረሀ ጄሬሚ ዶኩ ዳግም ናብ ሃገራዊት ጋንታኡ ክምለስ ኢዩ፡፡ ሃገራዊት ጋንትኡ ሓዲጉ ምውወፅኡ ስዒቡ ብዙሓት ወቐሳታት ዘተኣናገደ ዶኩ፤ ፕሬይዝ ዝተብሃለ ተባዕታይ ህፃን ኣቦ ኮይኑ ክኸውን ክኢሉ፡፡ እቲ ተፃዋቲ ወዱ እንትውለድ ኣብ ጎኒ…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ምስ ኦስትርያ ከምኡ እውን ኖርዌይ ምስ ሴኔጋል ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)12 መዓልቲ ዝበፅሐ መበል 23 ውድድር ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ መሸት ኣርጀንቲና ምስ ኦስትሪያ ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሎም፡፡ ኣብ ስታዲየም ዳላስ ምሸት ሰዓት 2 ኣብ ዝግበር ፀወታ ኣርጀንቲና እንተተዓዊታ ናብ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምእታዋ ክተረጋግፅ ኢያ፡፡ ብኻሊእ መዳይ ኣብቲ ውድድር 16 ሸቶታት ብምምዝጋብ ምስ…

ቱኒዚያ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ድሕሪ ስዕረት ሓደ ፀወታ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ መዚዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 እትሳተፍ ዘላ ቱኒዚያ ድሕሪ ስዕረት ሓደ ፀወታ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ መዚዛ። እታ ሃገር ኣብ ፈላማይ ፀወታ ዘጋጠማ 5 ን 1 ስዕረት ስዒቡ ኣሰልጣኒ ሳብሪ ላሞቺን ካብ ሓላፍነት ኣሰናቢታ። ኣብ ክንደኦም ድማ ወዲ 57 ዕድመ ፈረንሳያዊ ኣሰልጣኒ ሄርቬ ሬናርድ ኣሰልጣኒ ብሄራዊ ጋንታኣ ንክኾኑ…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ንፈላማ እዋን እትሳተፍ ኬፕ ቨርዴ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ምድብ ፈላሞት ፀወታታት ኣሜሪካ፣ ሜክሲኮን ካናዳን ዘሰናደአኡ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ እውን ክካየድ ኢዩ። ኣብ ምድብ 8 ብምምዳብ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ንፈላማ እዋን እትሳተፍ ኬፕ ቨርዴ ምስ ስፔን ሎሚ ሰዓት 1፡00 ክትጋጠም ኢያ። ስፔን ብመሰረት ትንተና ኦፕታ ሎሚ ዘበን ዝካየድ ፅዋዕ ክትዕወት ኢያ ዝብል…

ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዘሰናድእኡ ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ካናዳን ኣሜሪካ ፈላማይ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣብ ምድብ ክልተ እትርከብ ካናዳ ምሸት ሰዓት 4፡00 ምስ ቦስኒያ ክትራኸብ ኢያ። ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዘላ ኣሜሪካ ድማ ለይቲ…