ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም ንክትሳተፍ እንግዶት ተገይሩላ Desta Nov 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝሳለጥ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም ንክትሳተፍ እንግዶት ተገይሩላ። ሚንስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሌንሳ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ሊውዛ ፍራጎሶ ዘቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ዘቲዮም Desta Nov 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣባላት ካቢኔኦምን ብዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ስኮት ሆክላንደር ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኸ ኣብ ቤት ዕዮኦም ብምቕባል ዘቲዮም። ኣይተ ጌታቸው፥ ትግበራ ውዕል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ ኣእምሯዊ ንብረት ኢትዮጵያ 1 ሺሕን 585 ፍቓዳት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ Desta Nov 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ኣእምሯዊ ንብረት ኢትዮጵያ ብምልክት ንግዲ፣ ፓተንት፣ መሰላት ቅዳሕን ዝኣመሰሉን ብሓፈሻ 1 ሺሕን 585 ፍቓዳት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ዓውዲ ኣገልግሎት ዓማዊል እቲ በዓል መዚ ኤልያስ ጥሩነህ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃማስ እቲ ጊዜያዊ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ንክናዋሕ ሓቲትቱ Desta Nov 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ንኣርባዕተ መዓልታት ዝተገበረ ጊዜያዊ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ንክናዋሕ ሓቲትቱ። እቶም ዝተዓገቱ ሰባት ንምስዳድ ብመሰረት ዝተቐመጠ ገደብ እዋን ፃዕሪ እንተተገበረ እውን ምስ ዘሎ ምፅባብ ግዘ ክሰምር ኣይከኣለን ኢሉ። ስለዝኾነ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢትን ማረትን ኣብ ትግራይ ኣንፀላልዩ ንዘሎ ድርቂ ንምክልኻል 20 ሚልየን ብር ሓገዝ ገይረን Desta Nov 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢትን ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ(ማረት)ን ኣብ ትግራይ ኣንፀላልዩ ንዘሎ ድርቂ ንምክልኻል ነንሕድሕደን 10 ሚልየን ብድምር 20 ሚልየን ብር ሓገዝ ገይረን። እቲ ደገፍ፥ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል…
ቢዝነስ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዝሰርሑ ዜጋታት ኣገልግሎት ጥዕና ንምቕራብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Nov 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዝሰርሑ ዜጋታት ኣገልግሎት ጥዕና ንምቕራብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ሰነድ፥ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ሚኒስትር ጥዕና፣ ቢሮ ጥዕና ክልላትን መዳርግቲ ኣካላትን ኢዩ ተኸቲሙ። ኣብ…
ስፓርት ፀወታ ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ብማዕረ ውፅኢት ተዛዚሙ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሜድኣ ንሊቨርፑል ኣብ ዘተኣናገደትሉ ፀወታ፥ ኤርሊንግ ሃላንድ ኣብ መበል 27 ደቒቓ ብዘቑፀራ ሸቶ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1-ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪ 2-ኣይተ ጥራቱ በየነ ብምክትል ከንቲባ መዓርግ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን 3-ወ/ሮ ሂክማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋቀጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋቀጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1-ቢሮ ኢንዱስትሪን ልምዓትን 2-ቢሮ ስራሕን ክእለትን 3-ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን 4-ቢሮ ፕላንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 27 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 27 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ተግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፣…