Fana: At a Speed of Life!

ንኢትዮጵያውያን ብሓባር ዘዛምድ ልዑል ተረኽ ንምህናፅ ፓርቲ ብልፅግና ብኣርኣያነት ክሰርሕ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያውያን ብሓባር ዘዛምድ ልዑል ተረኽ ንምህናፅ ፓርቲ ብልፅግና ብኣርኣያነት ክሰርሕ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ኢትዮጵያውያን ብዝተሓባበረ ቅልፅም ንዘበናት ክብሪን ሉእላውነትን ሃገሮም…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ናብራ ሓረስቶት  ንምልዋጥ ጠመተ ሂብካ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ናብራ ሓረስቶት  ንምልዋጥ ጠመተ ሂብካ ከምዝስራሕ ሚኒስትር ግብርና ገሊፁ። ሕርሻ እቲ ክልል ንምዝማን ዝተዳለወ ፍኖተ ካርታ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ…

ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋስው ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኢትዮጵያ ዳንኤል ጎቦናያ ዘቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ክሊ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ንስራሕቲ ክሌማዊ ለውጢ ዝውዕል ገንዘብ…

ባይቶ ወከልቲ  ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ  ህዝቢ ፌዴሪኢ ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ መበል ሳልሳይ ዓመት ራብዓይ ዘበን ስርሑ ኣኼብኡ ፅባሕ ኢዩ ከካየድ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ወፃኢ ዓዲ ክወፅእ ዝነበረ ልዕሊ 500 ኪሎ ግራም ጫት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ወፃኢ ዓዲ ክወፅእ ዝነበረ ልዕሊ 500 ኪሎ ግራም ጫት ከምዝተትሓዘ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ምስ ኮሚሽን ጉምሩኽ ብምትሕብባር ከምዝሓዞ ተገሊፁ። ክብደቱ…

ፋብሪካ መሰቦ ተመን ዋጋ ችርቻሮ ስሚንቶ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ መሰቦ ተመን ዋጋ ችርቻሮ ስሚንቶ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፥ ብመሰረት ሓዱሽ መስርሕ መሸጣ ሲሚንቶ ተመን ዋጋ ችርቻሮ PPC ሲሚንቶ ዕላዊ ገይሩ ኣሎ ። ስለዝኾነ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ…

ከንቲባ ኣዳነች ህንፀት ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ ህንፀት ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ገይረን። ከይዲ ህንፀት እቲ ስታዲየም፣ ሃድሶ ደቂ ኣኒስቲዮን ካልኦት ፕሮጀክታትን ተዘዋዊረን ርእየን። እቶም ፕሮጀክትታት ኣብ ከይዲ ህንፀት ንብዙሓት…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዓውዲ ማክሮ ኢኮኖሚ ሓገዝ ከምእትገብር ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገነዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሳለጥ  ሪፎርም ዓውዲ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተሳለጠ ጉባኤ ስዑዲ ኣፍሪካ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዳይሬክተር ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ውባየሁ ማሞ(ኢ/ር)፣ ሓላፊ ቢሮ ቱሪዝምን ኪነ ጥበብን ኣዲስ ኣበባ ሂሩት…

መራሕቲ ንኢንቨስትመንት ሞተር ምዕባላ ኢኮኖሚ ብምግባር ክጥቀምሉ ይግባእ-ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ንኢንቨስትመንት ሞተር ምዕባላ ኢኮኖሚ ብምግባር ክጥቀምሉ ይግባእ ክብል ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ ምስ ዝተሳለጠ ፎረም ኢንቨስትመንት ጎኒ ንጎኒ ቢግ ዊን ፊላንትሮፒን ባንኪ…