Fana: At a Speed of Life!

 “መዓልቲ ሓድነት” ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “መዓልቲ ሓድነት” ብብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት፥ ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብመንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ዝኽበር ዘሎ። ክብሪ ሓድነት ንምጉልባት፣ ሓድነት ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ…

ፋብሪካ ጫማ ህዋ ጂየን ኣብ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ጫማ ህዋ ጂየን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ገሊፁ። “ህዋ ጂየን ግሩፕ” ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ጫማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዋእለ ንዋዩ ኢንቨስት ምግባር ካብ ዝጅምር 12 ዓመት ኣቑፂሩ ኣሎ። ኣማኻሪ እቲ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ 13 ኣመራርሓ ካብ መዚነቶም ተኣሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ምኽኒያት ብምግባር ብመሰረት ዝተገበረ ገምጋም 13 ኣመራርሓ ካብ መዚነቶም ከምዝተኣለዩ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኡሞድ ኡጁሉ ኣፍሊጦም። ን55 ኣመራርሓ ድማ ሓዱሽ ናይ ሽግሽግ ሹመት ከምዝተውሃበ…

ኣብ ምጥንኻር መዋልዳን ሰፋሕቲ ስራሕቲ ብምስራሕ ስርዓት ጥዕና ትግራይ ምዕዋት ከምዝከኣል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምጥንኻር መዋልዳን ሰፋሕቲ ስራሕቲ ብምስራሕ ስርዓት ጥዕና ትግራይ ምዕዋት ከምዝከኣል ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ማሕበር ሚድ ዋይፈር ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ሚድ-ዋይፈር ክልል ትግራይ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ መቐለ ገምጋም…

ኢትዮጵያ ኣብዚ ኣፀጋሚ ናይ ሓዘን እዋን ኣብ ጎኒ ህዝቢ ሞሮኮ ከምእትስለፍ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ኣፀጋሚ ናይ ሓዘን እዋን ኣብ ጎኒ ህዝቢ ሞሮኮ ከምእትስለፍ ኣፍሊጣ። መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ሞሮኮ ብሰንኪ ዘጋጠመ ከቢድ ምንቅጥቃጥ  መሬት  ህይወቶም ብዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ፥…

ሓደ ቱርካዊ ን11 ሺሕን 196 ዓመታት ማእሰርቲ ተፈሪዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ቱርካዊ ሓላፊ ማንዛዊ ባጤራን (ክሪፕቶካረንሲ) ክልተ ኣሕዋቱን ንኣውፈርቲ ሚልየናት ዶላር ብምትላሎም ነፍሲ ወከፎም ን11 ሺሕን 196 ዓመታት ክእሰሩ ከምዝተፈረዶም ተገሊፁ። ወዲ 29 ዓመት ፋሩክ ፋቲህ ኦዘር ኣብ 2021 እቲ ‘ቶዴክስ’…

ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኢትዮ-ኩባ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኢትዮ-ኩባ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ። እቲ ዕለት “ካብ ሸማቲ ናብ ኣፍራዪ” በዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ይክበር ኣሎ። ኣብቲ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ እቲ ኤግዚቢሽንን ዝተከቡ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን…

ሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ ኣባል ጉጅለ 20 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኮይኑ። ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኒው ደልሂ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ጉጅለ 20 ሕብረት ኣፍሪካ ናብቲ ጉጅለ ከምዝተፀንበረ ገሊፆም። እቲ ፅንበራ ብሙሉ ድምፂ ኣባል ሃገራት ጉጅለ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘበናዊ ማእኸል መሸጥን መኽዘንን ፍሪያት ሕርሻ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘበናዊ ማእኸል መሸጥን መኽዘንን ፍሪያት ሕርሻ ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ኣብ ለሚኩራ ዝተሃነፀ ኢዩ ተባሂሉ። ነቲ ማእኸል መሪቐን ዝኸፈታ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣበቤ፥ ናህሪ ዋጋ ኣብ ምርግጋዕ፣ ጥዕና ዘለዎ ሰንሰለት ዕዳጋ…

ሚኒስትራት መዓልቲ መፍረያይነት ዝጠመተ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት መዓልቲ መፍረያይነት ዝጠመተ ኣብ ፋብሪካ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ዕለት ‘’ካብ ሸማቲ ናብ ኣፍራይነት’’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ሚኒስትራትን ሚኒስትር ዴኤታትን ኢንዱስትሪ፣ ስራሕን ክእለትን ንግድን ቀጠናዊ…