Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሞያ ጥዕና ብመፅናዕቲ ብምድጋፍ ኣሰራርሓታት ምሕጋዝ ነቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ረብሕኡ ልዑል ኢዩ- ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ጥዕና ብመፅናዕቲ ብምድጋፍ ኣሰራርሓታት ምሕጋዝ ነቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ረብሕኡ ልዑል ኢዩ ከብላ ሚኒስቴር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዓውዲ ጥዕና ብሓይሊ ሰብ፣ ብቕዓትን ምምሕዳርን ብመፅናዕቲ ብምድጋፍ ንምምሕያሽ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ሎሚ…

ሚኒስቴር መስኖን ከባቢ ቆላን ምስ 8 ዩንቨርስቲታት ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብ ከባቢታት ሰበኽ ሳግምን ክፋል ሰበኽ ሳግምን ምስ ዝርከቡ ሸሞንተ ዩንቨርስቲታት ይዝቲ ኣሎ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ዩንቨርስቲታት ጎንደር፣ ጋምቤላ፣ ሚዛን ቴፒ፣ ቡሌ ሆራ፣ ጂንካ፣ ሠመራ፣ ጅግጅጋን ኣሶሳን ኢዩ ዝዝቲ…

1.5 ቢልዮን ዶላር ተሸይጡ ክብረወሰን ዝሰበረ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብነፍስሄር ተሓጋጋዚ መስራቲ ማይክሮሶፍት ፖል ኣለን ዝውነኑ ስእልታትን ቅርጻታትን ክብረወሰን ብዝሰበረ ዋጋ 1.5 ቢልዮን ዶላር ተሸይጦም። እቲ መሸጣ ኣብ ታሪኽ እቲ ዝዓበየ ሓራጅ ስነ-ጥበብ ከምዝኾነ እቲ ኣብ ዓለም ብቀጥታን ብኢንተርኔትን ብዘካይዶ…

ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ  ንኣገልግሎቱ ዝምጥን ጠመተ ከምዘይረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ልምዓት ሓይሊ ሰብ፣ ምውፋር ስራሕን ቴክኖሎጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፥ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ  ንኣገልግሎቱ ዝምጥን ጠመተ ከምዘይረኸበ ገሊፁ። ኣባላት እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ትሕቲ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ኮሌጃትን…

ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ መጠን ምስዳድ “በካሊ” ጋዝ ናብ ባዶ ንምውራድ ትልሚ ብምውፃእ ትሰርሕ ኣላ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ መጠን ምስዳድ “በካሊ” ጋዝ ናብ ባዶ ንምውራድ ትልሚ ነዊሕ እዋን ብምውፃእ ትሰርሕ ኣላ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ኣብ ግብፂ ሻርም ኤል ሼክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ…

ከይዲ ዕብየትን ምዕባለን ዝፀንዕ ንፋስ ሰላም እንትነፍስ ጥራሕ እዩ-ዶክተር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ዕብየትን ምዕባለን ዝፀንዕ ንፋስ ሰላም እንትነፍስ ጥራሕ እዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራሕ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብረሃም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዘለዋ ቁርፀኝነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብመርሃ ገብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብብርኪ ዓለም ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዘለዋ ቁርፀኝነት ኣብ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፃ። ኣብ ግብፂ ሻርማል ሼክ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ እቲ ጉባኤ ኣብ ምክልኻል ለውጢ ክሌማ ዘለዋ ተመክሮ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ጎንፂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ዝውዕል ደገፍ 31 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ጎንፂ ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዝተቛረፀ ኣገልግሎት ጥዕና መጅማር ዘኽእል ደገፍ 31 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ። እቲ ሕብረት ዝገበሮ ደገፍ መጀመሪን ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚን ንክሰርሕ ንዩኒሴፍ ኢዩ። ናብራ…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣባላት ቦርድን ኣመራርሓ ኣፈፃሚ ስራሕን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ምስ ኣባላት ቦርድን ኣመራርሓ ኣፈፃሚ ስራሕን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ልምዓት ኣባይቲን ካልኦት ስራሕቲ ልምዓትን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ምልዛበን ተገሊፁ።…

መዕልቲ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዕልቲ መናእሰይ ኣፍሪካ “ንቑሕ ተሳትፎን ኣካታትነትን  መናእሰይ ንልምዓት ስብእና ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚ ማዕልቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ምኽባር ተጀሚሩ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ሓላፊ ዴስክ ተሳትፎን…