ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰማእታት እዚ ሰሜን ብምዝካር ታሪኻዊ ሓደራና ክንዋፃእ ኢና-ሰራዊት ምክልኻል Desta Nov 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰማእታት እዚ ሰሜን ብምዝካር ታሪኻዊ ሓደራና ክንዋፃእ ኢና ክብል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዘበና ብዙሓት ህልውናኣ ዝፈታተኑ ትዕቢት ዝወጠሮም ሃገራት ወረራ ብምፍፃም ረብሐኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ክሕደት ዝፈፀመሉ 24 ጥቅምቲ ኣብ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ብፍሉይ ኩነታት ተዘኪሩ ክውዕል ኢዩ Desta Nov 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ክሕደት ዝፈፀመሉ 24 ጥቅምቲ ኣብ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ብፍሉይ ኩነታት ተዘኪሩ ከምዝውዐል ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ንኢትዮጵያ ካብ ኢድ ኣእታውነት ባዕዳዊያን ንምድሓን ብዘይኣፈላላይ ደው ክንብል ኢና” ኣመራርሓ ተነሓናሕቲ ፓርቲ ፖለቲካ Desta Nov 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ንኢትዮጵያ ካብ ኢድ ኣእታውነት ባዕዳዊያን ንምድሓን ብዘይ ኣፈላላይ ደው ክንብል ኢና” ክብሉ ኣመራርሓ ተነሓናሕቲ ፓርቲ ፖለቲካ ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድሓን ዝግበሩ ዘለዉ ኢድ ናይ መእታው ደልየታት ንሓቂ ዝኸሓዱ ከመዝኾኑ ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ኣርባንጭ ኣምሪሖም Desta Nov 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ኣርባንጭ ኣምሪሖም። ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ “ጂኦስፓሻል” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Nov 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ "ጂኦስፓሻል" ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ብሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫለቱ ሳኒ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኪንቴክስ ደቡብ ኮሪያ ካብ 2 ክሳብ 4 ሕዳር ኣብ ዝካየድ "ስማርት ጂኦስፓሻል ኤክስፖ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ዝተዋደደ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ብምፍጣር ተረባሕነት መናእሰይ ምጉልባት ይግባእ ተባሂሉ Desta Nov 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዝተዋደደ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ብምፍጣር ተረባሕነት መናእሰይ ምጉልባት ይግባእ ክብሉ ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሙላቱ ተሾመ ተዛሪቦም። ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ነበር መራሕቲ ኣብ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዘለዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብናይ ሓጋይ መስኖ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብስርናይ ንምልማዕ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ Desta Nov 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ሓጋይ መስኖ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብስርናይ ንምልማዕ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ዶክተር መለስ መኮንን፥ ካብቲ ዝለመዕ ሰፍሓት መሬት ልዕሊ 52 ሚሊየን ኩንታል ንምርካብ ትልሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ወልመራ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ልምዓት ስርናይ ሓጋይ ተሳሊጡ Desta Nov 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ወረዳ ወልመራ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ልምዓት ስርናይ ሓጋይ ተሳሊጡ። ሓላፈዲ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣበራ ወርቁ፥ ኣብ ፍሉይ ዞባ ክልል ኦሮሚያ ኣብዚ ዓመት 50 ሄክታር መሬት ብስርናይ ክሽፈን ኢዩ ኢሎም። ኣብታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅገና ልዑል ሓይሊ መተሓላለፊ መስመር ወልዲያ ኣላማጣ ተዛዚሙ Desta Nov 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና ልዑል ሓይሊ መተሓላለፊ መስመር ወልዲያ ኣላማጣ ከምዝተዛዘመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን እቲ ትካል ኣይተ ሞገስ መኮንን፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ በምኽኒያት ዘጋጠመ ኲናት ጉድኣት ኣጋጢሙዎ ኣብ ፅገና ዝፀንሐ እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ መተሓላለፊ መስመር ፍሪያት እኽሊ ፀሊም ባሕሪ ዓፂያ Desta Nov 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ፍሪያት እኽሊ ናብ ዕዳጋ ዓለም እትልእኸሉ መስመር ፀሊም ባሕሪ ዳግም ዓፂያ። እቲ መስመር ዝዓፀወትሉ ምኽኒያት፥ ዩክሬን ንመተሓላለፊ ፍሪያት እኽሊ ዝተፈቐደ መስመር ንወተሃደራዊ መንቅስቓስ ኣገልግሎት ተውዕሎ ኣላ ብዝብል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…