ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ጅማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕል 30 ሚሊየን ደገፍ ገይሩ Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ጅማ ህልውና ሃገር ንምሕላው ይዋደቕ ንዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕል 30 ሚሊየን ደገፍ ገይሩ። እቲ ዝተገበረ ደገፍ፥ ልዕሊ 500 ኣብዑርን ምግቢ ተንከፍ እታዎታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ትጃኒ ናስር ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከባቢ ሰሜን ጎንደር ልዑል ማሕበራዊን ሰባኣዊን ጉድኣት ከምዘብፀሐ ተገሊፁ Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከባቢ ሰሜን ጎንደር ልዑል ማሕበራዊን ሰባኣዊን ጉድኣት ከምዘብፀሐ ምምሕዳር እቲ ዞባ ገሊፁ። ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣይተ ያለኣለም ፈንታሁን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣገልግሎት ዝህባ…
Uncategorized ነበርቲ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሮም Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ደገፍ ገይሮም። ኣብ ርኽክብ እቲ ደገፍ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ክፍለ ከተማ ኣይተ ሙሉነህ ፈይሳ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ዛዕባ ተዛቲዮም Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ዛዕባ ብምድሃብ ምስ ምምሕዳር እታ ከተማ ተዛቲዮም። እቶም ተወለድቲ ትግራይ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዝወገነ ብምምሳል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘብፅሖ ፅዕንቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2015 ዓ.ም 280 ዕሸል ከተማታት ተረባሕቲ ዝርግሐ ሓይሊ ኤለትሪክ ክኾና እየን ተባሂሉ Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌትርክ ኢትዮጲያ አብዚ ሕዝናዮ ዘለና በጀት ዓመት 280 ዕሸል ከተማታት ተጠቀምቲ ዝርግሐ ሓይሊ ኤለትሪክ ክኾና እየን ኢሉ፡፡ ዋና አፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌትርክ ኢትዮጲያ ሽፈራው ተሊላ፤ አብ በጀት ዓመት 2015 ዓ/ም ካብ…
ቢዝነስ ኣብ ሰደድ ወፃኢ ቡና ዕዉት ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ ዓመት ኣብ ሰደድ ወፃኢ ቡና ዕዉት ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ። “ቡናና ንሓድነትናን ምዕባለናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ዕለተ ቡና ኢትዮጵያ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳነት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ፕሬዚዳነት ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኤዥያ-ፓሲፊክን ኣፍሪካን ተዛቲዮም Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣብ በዓል መዚ ኢንቨስትመንት ኳታር ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኤዥያ-ፓሲፊክን ኣፍሪካን ሼክ ፋይሰል ቢን ታኒ ኣል-ታኒን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ፍሰስ መዋእለ ንዋይ ኣብ ምርኣይን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውድብ ጥዕና ዓለም ለበዳ ኮቪድ 19 ዳግም ክደግስ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ብለበዳ ኮቪድ 19 ህይወቱ ዝስእን ቁፅሪ ሰብ እንተተመናመነ እውን ዳግም ክደግስ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ። ከም ሓበሬታ እቲ ውድብ፥ ካብ 5 ክሳብ 11 መስከረም ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ኣብ ዝነበረ ሰሙን ምስ ዝሓለፈ ተመሳሳሊ እዋን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያን ውሕመን ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ዓለም ለኸ ድሕንነት ምግቢ ንምርግጋፅን ምትሕብባሮም ንምጥንኻርን ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲንን ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣብ ዩክሬንን ካልኦት እዋናዊ ኩነታትን…
ቢዝነስ መንግስቲ ንዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ልዑል ሓለዋ ከምዝገብር ኣፍሊጡ Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ሓለዋ ኢንቨስትመንት ንምግባር ልዑል ጠመተ ብምሃብ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ማሕበር…