ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ካብ ሃገራት ወፃኢ ፍሪያት ምግቢ ንዘይምእታው ዘንበረቶ እገዳ ኣናዊሓ Desta Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ካብ ሃገራት ወፃኢ ፍሪያት ምግቢ ንዘይምእታው ዘንበርዎ እገዳ ኣናዊሖም። ኣብ 2014 ዓ.ም.ፈ ክሬሚያ ናብ ሩሲያ ድሕሪ ምሕዋሳ ምዕራባውያን ኣፈልጦ ኣይንህብን ምባሎምን ማዕቐብ መንባሮምን ይዝከር። ነዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ሰሌዳ ግዘ ኣብ 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ዝካየድ ህዝበ ውሳነ ወግዓዊ ገይሩ Desta Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ሰሌዳ ግዘ ኣብ 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዝካየድ ህዝበ ውሳነ ወግዓዊ ገይሩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ተዛቲዮም Desta Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ቪክቶሪያ ክዋክዋ ተዛቲዮም። ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን(ኣይ ኤም ኤፍ) ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ዑመር ሑሴን ምስ ተወካሊትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዘቲዮም Desta Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሴን ምስ ተወካሊ ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ኣይተ ኣበበ ሃይለገብርኤል ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ትካል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ሽርክና ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሎ ዛዕባ ዝጠመተ ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ውዕለታ እዛ ሃገር ንዝኾኑ ኣረጋዊያን ግቡእ ጠመተ ምሃብ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ውዕለታ እዛ ሃገር ንዝኾኑ ኣረጋዊያን ግቡእ ጠመተ ምሃብ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ሎሚ ዘበን ዝኽበር መዓልቲ ኣረጋዊያን፥ “ኣሰር ኢትዮጵያዊነት ኣረጋዊያን ንትውልዲ ሓደራ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 31…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ኣብ ዝጓዑዘን ሃገራት ኣፍሪካ ቀዋሚ ሕውነት ክተኽሉ ኣለዎም-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ መናእሰይ ኣብ ዝጓዑዘን ሃገራት ኣፍሪካ ቀዋሚ ሕውነት ክተኽሉ ኣለዎም ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝኸዱ ወለንታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ስፖርት ፍቅሩ ኪዳኔ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ጋዜጠኝነት ስፖርት ኢትዮጵያ፥ ጨዋታ ኩዕሶ እግሪ ብቀጥታ ፈነወ ሬድዮ ብምምሕልላፍ ፈላማይ ኢትዮጵያዊ ዝነበሩ ኣይተ ፍቅሩ ኪዳኔ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ኣይተ ፍቅሩ ኣብ ታሪኽ ጋዜጠኝነት ስፖርት ኢትዮጵያ ፈላሞት ካብ ዝበሃሉ ውልቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜንን ሰሜን ምብራቕ ኢትዮጵያን ፀሓያማን ንፋሳማን ኩነታት ኣየር ንዝቕፅሉ 10 መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜንን ሰሜን ምብራቕ ኢትዮጵያን ፀሓያማን ንፋሳማን ኩነታት ኣየር ንዝቕፅሉ 10 መዓልታት ከምዝፀንሕ ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልትታት ዝህሉ ኩነታት ኣየር ብዝምልከት ሓበሬታታት ትንበያ ዕላዊ ገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሽዓተ ትካላት ሚኒስቴር ግብርና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብን ዓይነትን ገይረን። እቲ ደገፍ ዘረከቡ ሚኒስትር ዴኤታን ተወካሊ እቲ ሚኒስቴርን እያሱ ኤልያስ፥ እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብጥረ ገንዘብ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ዕላታዊ ኣጀንዳታቱ ብምፅዳቕ ዘትኡ ቀፂሉ ኣሎ። ኣብቶም ዝቐረቡ ኣጀንዳታት ብዝርዝር ድሕሪ ምዝታይ ከምዘፅድቖም ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረከብናዮ…