Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን መበል ሳልሳይ ወርሒ ብሄራዊ ድሕንነት ሳይበር ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን መበል ሳልሳይ ወርሒ ብሄራዊ ድሕንነት ሳይበር ኣጀሚሮም።   እቲ ኩነት ብዝምልከት ዝተሰናደአ ዓውደ ርእይ አውን መሪቖም ከፊቶም። እቲ ዓውደ ርእይ፥…

ስነስርዓት ሓባራዊ መኽፈቲ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መኽፈቲ መድረኽ መደረ ዘስምዓ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ 2014 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ…

ስነስርዓት ሓባራዊ መኽፈቲ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ጀሚሩ፡፡ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘበን ስራሕ ዝሓለፈ ዓመት 2014 ዓ.ም ዛዚሞም ኣብ 2015 ዓ.ም ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ…

መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ፌዴሪኢ ሎሚ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓልቲ ክካየድ እዩ፡፡ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘበን ስራሕ ዝሓለፈ ዓመት 2014 ዓ.ም ዛዚሞም ኣብ 2015 ዓ.ም ካልኣይ…

ኣብ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ተምሃሮ ክትትል ሕክምና ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ተምሃሮ ክትትል ሕክምና ይግበረሎም ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሎሚ ንጎሆ ኣብቲ ዩንቨርስቲ ዝፍተኑ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ክልተ ካምፓሳት እቲ ዩንቨርስቲ ዘራኽብ ቢንቶ ብምፍራሱ ነቲ…

በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣምቦ ድሕሪ 150 ዓመታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣምቦ ድሕሪ 150 ዓመታት ንፈለማ እዋን ሎሚ መዓልቲ ኣብተታከተማ ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ኣካቢ ኣባ ገዳ ቱለማን ኣባገዳታት ኦሮሚያን ኣባ ገዳ ጎበና ሆላ ሓዊሱ ካልኦት ኣጋይሽ ተረኺቦም። እቲ በዓል ድሕሪ ብዙሓት…

ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝኸውን ደገፍ ዝተኣኻኸበሉ መድረኽ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝኸውን ደገፍ ዝተኣኻኸበሉ መድረኽ ተሰናዲኡ። እቲ መድረኽ  “ድር ቢያብር አንበሳ ያስር” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣገልግሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቲ መድረኽ ኣብ ካናዳን…

ርእሰ ምምሕዳራት ዝተፈላለያ ክልላት መበል 1497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳራት ዝተፈላለያ ክልላት መበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ጌትነት፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ፣…

መውሊድ ነቢዩ መሓመድ እንትነኽብር ኣስተምህርኡ ብምዝካር ክኸውን ኣለዎ-ሚኒስትር ቀጄላ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ልደት ነቢዩ መሓመድ እንትነኽብር ኣስተምህርኡ ብምዝካር ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ተዛሪቦም። እቲ በዓል ኣብ ዝኽበረሉ ዘሎ ኣንዋር መስጊድ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ነቢዩ መሓመድ ሩህሩህን ደቂ ሰባት…

ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ይቕበል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ይቕበል ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ትሽዓተ ካምፓሳቱ ተፈተንቲ ንምቕባል ምድላዉ ከምዝዛዘመ ተሓቢሩ። ልዕሊ 38 ሺሕ ተምሃሮ ከምዘፈተን ኢቢሲ ፀብፂቡ።   እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…