ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላትን ዝተፈላለያ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ገይረን Desta Sep 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላትን ዝተፈላለያ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ገይረን። እቲ ደገፍ፥ ጥረ ገንዘብ፣ ኣብዑርን ካልኦት ብዓይነትን ኢዮም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ተፀዋዕቲ ትካላትን ከምኡወን ትካላት ኣቕረብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንእዋናዊ ጉዳያት ዝውዕል ዓለም ለኸ ምልዕዓል መተኣኻኸቢ እቶት ተጀሚሩ Desta Sep 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ገንዘብን ምስ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ብምትሕብባር ንእዋናዊ ጉዳያት ዝውዕል ዓለም ለኸ ምልዕዓል መተኣኻኸቢ እቶት ኣጀሚሮም። እቲ መተኣኻኸቢ እቶት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ እንትኸውን ትማሊ ብቨርችዋል ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ 1 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብመስኖ ስርናይ ንምልማዕ ይስራሕ ኣሎ Desta Sep 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ 2015 ዓ.ም 1 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብመስኖ ስርናይ ንምልማዕ ይስራሕ ከምዘሎ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። መርሃ ግብሪ ምልዕዓል ልምዓት ስርናይ ክልል ኦሮሚያ 2015 ዓ.ም ይሳለጥ ኣሎ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይሳለጥ ኣሎ Desta Sep 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ክሌማ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝዝቲ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኒው ዎርክ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ወሳኒ እዋን ንመፍትሒታት ዝተወሳሰቡ ፀገማት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ምስ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ደቂ ኣንስትዮን መናእሰይን ትኹረት ዝገበረ ጉባኤ ብመደረ ከፊተን Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ዝርከብን ኣብ ደቂ ኣንስትዮን መናእሰይን ትኹረት ዝገበረን ጉባኤ መኽፈቲ መደረ ኣስሚዐን። እቲ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሓሰንን ዋና ፀሓፊ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ደገፍ ተሽከርከርቲ ተገይሩሉ Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤይድ)ንኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ደገፍ ተሽከርከርቲ ገይሩ። ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን መፍትሕ እተን ተሽከርከርቲ ንምክትል ዋና ኮሚሽነር ራኬብ መለሰ ኣረኪበን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ461 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ዘበናዊ ማእኸል ሕክምና ዓይኒ ተመሪቑ Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳግማዊ ምኒሊክ ሆስፒታል ብ461 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ዘበናዊ ማእኸል ሕክምና ዓይኒ ተመሪቑ። ሚኒስተር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲ ኣብቲ ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነተን ኣፍሊጡ Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነተን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ነህዝቢ ብምቕዳም ዝተውሃቦም ሃገራዊ ልኡኽ ብብቕዓት…
Uncategorized ኣብ ዞባታት ደቡብ ኦሞን ኮንሶን ክታበት ንፍዮ ይወሃብ ኣሎ Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባታት ደቡብ ኦሞን ኮንሶን ክታበት ንፍዮ ይወሃብ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ክታበት ምስ ሩቤላ ኢኒሼቲቭ ብምትሕብባር ዝወሃብ ዘሎ ኢዩ ተጋቢሉ። ኣብቲ ወፍሪ ነቶም ዜጋታት ኣወሃህባ ዝተመጣጠነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ፈይሰል ኣልይ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኳታር ዘትዮም Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ብዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ፈይሰል ኣልይ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሱልጣን ቢን ሰዕድ ኣልምረሂ ዘትዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ እተን ሃገራት ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ዝያዳ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…