ኣብ በጀት ዓመት 2014 ካብ ዓውዲ ፍርያማነት ዝሓሸ ሸርፊ ተረኺቡ ክብሉ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ካብ ዓውዲ ፍርያማነት ዝሓሸ ሸርፊ ተረኺቡ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም፡፡
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ በጀት ዓመት፤ትልሚ 2015ን “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ሃገራዊ ምንቕስቃስ ዘተ እናካየደ እዩ፡፡…