Fana: At a Speed of Life!

ብወ/ሮ ሙፈሪሃት ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እስራኤል ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኢኖቬሽንን ብዝምልከት ዑደት ልውውጥ ልምዲ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እስራኤል ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኢኖቬሽንን ብዝምልከት ዑደት ልውውጥ ልምዲ ይገብር ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ናብታ ሃገር ዘምረሐ እንትኸውን፥ ምስ ኣካላት መንግስቲ…

ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ናብ ታይዋን ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ናብ ታይዋን ኣምሪሐን። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ፔሎሲ ኣብ ታይዋን ዝገብርኡ ዘለዋ ዑደት ብዝምልከት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ዑደት ከምዘውግዞ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።   እቲ ሚኒስቴር ኣብ…

ብምትሕብባር ማእኸል ፀፅታ ኣብ ጄኔቫን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን እንትትግበር ዝፀንሐ ፕሮጀክት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ማእኸል ፀፅታ ኣብ ጄኔቫን(DCAF)  ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ንክልተ ዓመታት እንትትግበር ዝፀንሐ ፕሮጀክት ተዛዚሙ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረ ሚካኤል፥ ማእኸልለ ምምሕዳር ዓውዲ ፀፅታ ጄኔቫ ካብ 2019…

ኢትዮጵያን ባህሬንን ብዓውዲ ኢንቨስትመንትን ቱሪዝምን ዘለወን ረኽቢ ንምጥንኻር ይሰርሓ ኣለዋ-ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባህሬንን ብዓውዲ ኢንቨስትመንትን ቱሪዝምን ዘለወን ረኽቢ ንምጥንኻር ይሰርሓ ኣለዋ ክብሉ ቆንስል ጄኔራል ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን  ኣምባሳደር  ኣወል ወግሪስ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ መሓመድ ምስ ዋና ሓላፊት ኣፍሮ-ኤሲያ ኣብ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ገበነኛታት ብሓባር ምክልኻልን ሓበሬታ ድሕንነት ምልውዋጥን ኣብ ዘኽእለን ኩነታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣማኻሪ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ተዛቲዩ። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳያት ዝገበርዎ ዘተ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ  ኣምባሳደር ሬድዋን…

ቤት ምክሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምክሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ም ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልለ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ብመቕራብ ክዝተየሉ ኢዩ። ከምኡውን ፀብፃብ 2014 ዓ.ም ቤት ዕዮ ኦዲተርን ላዕለዋይ ቤት…

መራሒ ኣልቓዒዳ ኣይመን ኣ’ዘዋሂሪ ብመጥቃዕቲ ድሮን ኣሜሪካ ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ድሮን ንመራሒ ኣልቓዒዳ ኣይማን ኣ'ዘዋሂሪ ከም ዝቐተለቶ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣረጋጊፆም። እቲ መራሒ፥ ሲኣይኤ ብሰንበት ኣብ ካቡል ብዘካየዶ ስርሒት ኣንፃር ግብረ ሽበራ ከም ዝተቐትለ ተሓቢሩ።…

ኢትዮጵያ  ምስ ኣንጎላ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ጠመተ ሂባ ክትሰርሕ ኢያ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ምስ ዘካይደዱ ዘለዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንጎላ ቴቴ አንቶኒዮ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ቀጠቀነቀዊን ክልቲኣዊን ትኹረት ዝገበረ ከምዝነበረ ተገሊፁ።…

ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ  በጀት ልዕሊ 31 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ንበጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ዝኸውን 31 ቢሊየንን 687 ሚሊየንን 160 ሺሕን 384 ብር ብሙእ ድምፂ ኣፅዲቑ።  እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤኡ ይቕፅል ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ኣብ ዝተረፉ…

ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝመሸገሉ ከባቢታት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ስጉምቲ ምድምሳስ ይካየድ ኣሎ-ሓላፊ ወፍሪ ክፍለ ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝመሸገሉ ከባቢታት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ስጉምቲ ምድምሳስ ይካየድ ኣሎ ሓላፊ ኣብቲ ከባቢ ዝተዋፈረ ክፍለ ሰራዊት ገሊፆም። ኣብ ዞባ ቀሌም ወለጋ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘየዳግም ስጉምቲ ዝወሰድ ዘሎ ክፍለ ሰራዊት፥ ዕጡቓት እቲ…