Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ነቢል ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ  ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማሃዲ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገርን መተሓባበሪ ክላስተር መሰረታዊ ልምዓትን ታባን ዴንግን ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳይ ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም። ኣምባሳደር ነቢል፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ…

ከባቢ ላዕለዋይ ተፋሰስ ኣዋሽ ኣብ ዓለም ቅርስነት ንምምዝጋብ ሕቶ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ከባቢ ላዕለዋይ ተፋሰስ ኣዋሽ ኣብ ዓለም ቅርስነት ንምምዝጋብ ሕቶ ከምዝቐረበ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ቅርሲ ኢትዮጵያ ረዳት ፕሮፌሰር ኣበባው ኣያሌው ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ብዙሓት ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ቅርስታት ምምዝጋባ ይፍለጥ።…

ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣፍልጦን ሽልማትን ተበርኪትሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣመራርሓን ኣባላትን ፍሉይ ሓይሊ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብ ከተማ ቦንጋ ከምዝተኻየደ ገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር…

ኣብ ክልል ዓፋር ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ማሕበራዊ ሓገዝ ከውህብ ዘኽእል ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብኩናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ኣገልግሎታት ስነልቦናን ማሕበራዊ ሓገዝን ምሃብ ዘኽእል ስልጠና ኣብ ከተማ ሰመራ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ስልጠና ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን፣ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኢኒስቲትዩት ጥዕና ማሕበረሰብ…

እኽሊ ዩክሬን ዝፀዓነት ፈላመይቲ መርከብ ካብ ወደብ ኦዴሳ ተበገሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሩሲያ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት እኽሊዩክሬን ዝፀዓነት ፈላመይቲ መርከብ ካብ ወደብ ኦዴሳ ተበገሳ። ሰብ መዚ ቱርኪን ዩክሬንን ከምዝበልዎ፥ እታ መርከብ ካብ ደቤባዊ ወደብ ኦዴሳ ተበጊሳ ምንቅስቓስ ጀሚራ ኣላ። እታ መርከብ 26 ሺሕ ቶን…

ትልሚታት ጥፍኣት ግብረ ራዕዲታት ስግኣት ብሄራዊ ድሕንነት ናብ ዘይኾንሉ ብርኪ በፂሑ ክብል ኣገልግሎት ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ትልሚታት ጥፍኣት ግብረ ራዕዲታት ስግኣት ብሄራዊ ድሕንነት ናብ ዘይኾንሉ ብርኪ በፂሑ ክብል ኣገልግሎት ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ምኽኒያቱ ድማ ሽፋንን ፅሬትን ወፍሪ መረዳእታ ብልዑል ብርኪ ምዕናዩ ከ፥እዝኾነ ሓቢሩ። ዳይሬክተር…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ 2014 ዓ.ም 10 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ 2014 ዓ.ም 10 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዶክተር ዮሐንስ ኣያሌው፥ ባንኪ ልምዓት ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ስራሕቲ ሪፎርም  ብስፍሓት ከምዝተሰርሐ ገሊፆም። በዚ…

መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣወዳድባ እቲ ክልል ብዝምልከት ብኣብያተ ምኽሪ ዞባን ወረዳን  ዝተውሃቡ ውሳነታት ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣወዳድባ እቲ ክልል ብዝምልከት ብኣብያተ ምኽሪ ዞባን ወረዳን  ዝተውሃቡ ውሳነታት “ብሱል ውሳነ” እንትብል ንኢዱ። ዞባታት ወላይታ፣ ጋሞ፣ ጌዴኦ፣ ኮንሶ፣ ደቡብ ኦሞ፣ ከምባታ፣ ሃላባን ሃዲያ ከምኡውን ፍሉይ ወረዳ የም፣ ቡርጂ፣…

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲ ዓመተ 2014 ነቲ ቤት ምኽሪ የቕርቡ ኣለዉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ጠሚቱ ንሰለስተ…

ፍልጠት ትልሚታት ምዕባለ ኣብ ምዕዋት ቀንዲ መሳርሒ ኢዩ- ዶ/ር ዓለሙ ስሜ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምህርቲን ፍልጠትን ትልሚታት ምዕባለ ኣብ ምዕዋት ቀንዲ መሳርሒ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዓውዲ ስቪክን ፓርቲታት ፖለቲካን ፓርቲ ብልፅግና ዶ/ር ዓለሙ ስሜ ተዛሪቦም። ኣተሓባበርቲ ደገፍን ክትትልን ላዕለዋይ ትምህርቲ፥ መብርሂ ገምጋም በጀት ዓመት 2014…