ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ኣብ ምብራር ኣውሮፕላን ምትእጉጓል ከምዝፈጠረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ኣብ ምብራርን ምዕራፍን ኣውሮፕላን ምትእጉጓል ከምዝፈጠረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ንዝተፈጠረ ምዝንጋዕ ይቕሬታ ምሕታቱ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ዓማዊል ነቲ…