ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልኣድሃ እንተኽብር ብምትሕብባርን ምድግጋፍን ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልኣድሃ እንተኽብር ብምትሕብባርን ምድግጋፍን ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም።
መበል 1 ሽሕን 443 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ…