Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 2 ሚሊየን ሰባት ማሕበራዊ ደገፍ ከምዘድሊዮም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 2 ሚሊየን ሰባት ማሕበራዊ ደገፍ ከምዘድሊዮም ትካል ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ክልቲአን ክልላት ዝገበሮ ርካቦት መፅናዕቲ ብዝምልከት ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሙኒኬሽን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ፋውንዴሽን ቢል እና ሜሊንዳ ጌትስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ፋውንዴሽን ቢል እና ሜሊንዳ ጌትስ ክሪስቶፈር ኤሊያስ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ እቲ ፋውዴሽን ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት…

ትካላት ህንዲ ሃገሮም ዘኻዕበተቶ ተመክሮ ተሳትፉ ዳያስፖራ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልዋት ከምዝኾና ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ህንዲ ሃገሮም ዘኻዕበተቶ ተመክሮ ተሳትፉ ዳያስፖራ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልዋት ከምዝኾና ገሊፀን። ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ልምዓት ዳያስፖራ ተሳትፎ ልምዓትን ተረባሕነትን ምዕባይ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ልውውጥ ልምዲ ንምግባር…

ብምኽኒያት ኮቪድ 19ን ፀገም ፀፅታን ዝተዘሓሓለ ኢንዱስትሪ ቱሪዝም ንምልዕዓል ዝዓለመ ስልጠና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብምኽኒያት ኮቪድ 19ን ፀገም ፀፅታን ዝተዘሓሓለ ኢንዱስትሪ ቱሪዝም ንምልዕዓል ዝዓለመ ስልጠና ኣብ ላሊበላ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ መደረ ዝገበሩ ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ስለሺ ግርማ÷ ንረብሓ ኢኮኖሚ፣ መንፈሳዊን ማሕበራዊን ኢትዮጵያ ልዑል…

ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ሓይሊ ሃፋ ከርሰ ምድሪ ኣሉቶ ላንጋኖ ብሓደ ጉድጓድ ፈተነ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ሓይሊ ሃፋ ከርሰ ምድሪ ኣሉቶ ላንጋኖ ብሓደ ጉድጓድ ብዕሊ ፈተነ ጀሚሩ። ኣካየዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ኣይተ ሲሳይ ፍቃዱ፥ ኣለሻ ኳዕቲ ሃፋ ከርሰ ምድሪ ኣሉቶ ካብ ሞንጎ ዝተዛዘመሎም ጎዳጉዲ ሓደ ኣብ ዝኾነ ብዕሊ ፈተነ ፍርያት…

ዩንቨርስቲ ጎንደር ን20 ዓመታት ተቛሪፁ ዝነበረን ኣብ ኣናእሽቱ ቀዳዳታት ጥራሕ ዝህቦም ሕክምና ውሽጢ ኣካል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዩንቨርስቲ ጎንደር ን20 ዓመታት ተቛሪፁ ዝነበረን ኣብ ኣናእሽቱ ቀዳዳታት ጥራሕ ዝህቦም ሕክምና ውሽጢ ኣካል ጀሚሩ። እቲ ሕክምና ከብዲ ከይተጠብሐ ብኣኣእሽቱ ቀዳዳታት ጥራሕ ዝወሃብ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ እስራኤል…

ጎናዊ ሳዕቤን ደቂ ኣንስትዮ ዝጥቀምኦ ክሬም ቆርበት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ደቂ ኣንትዮ ቆርበት ገፀን ንምፅዕዳው ዝሕግዙ ክሬማት (ቅብኣታት)ይጥቀማ። እቶም ክሬማት ሕጋውያንን ዘተኣማምኑን እንተዘይኮይኖም ግን ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ጥዕናን ቆርበትን ሳዕቤን ከም ዘለዎም ሰብ-ሞያ ይዛረቡ። ብፍላይ ኣብ ኣፍሪካን…

ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…

348 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 348 ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ኩሎም ኣወዳት ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። መንግስቲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ…

ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ለኡኽ ኢትዮጵያ ዋሸንግተን ዲሲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ለኡኽ ኢትዮጵያ ዋሸንግተን ዲሲ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝካየድ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ንምስታፍ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…