ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝውዕል 40 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝውዕል 40 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ካብ ሞንጎ ዝተገበረ ሓገዝ እቲ 8 ሚሊየን ብር ብዓይነት እንትኸውን፥ 32 ሚሊየን ብር ድማ ብጥረ ገንዘብ ዝተገበረ ኢዩ። እቲ ሓገዝ ርእሰ መምሐዳር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ መናእሰይን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን #የኣክል ብምባል ድምፆም ኣስሚዖም Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ መናእሰይን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን #የኣክል ዝብልምንቅስቓስ ተሓንጊጦም ብምስላፍ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ሃገራት ጠጠው ክብል ፀዊዖም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ ግምባር ምዝማቶም ድማ ዓቢዪ ተበግሶ ከምዝፈጠረሎም ብምግላፅ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ናይ ምትርማስ ግደ ትፃወት ኣላ – ዶ/ር በለጠ ሞላ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝተረጋገአት ኢትዮጵያ ንምርኣይ ሓቀኛ ድሌት እንተዝህልዋ ትርጉም ዘለዎ ግደ ክትፃወት ትኽእል ነይራ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ገሊፆም። ከም ገለፃ እቶም ሚኒስትር፥ ኣሜሪካ ብዘሕዝን መልክዑ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልምዓትን ሓገዝን ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺረ ክቕፅል ኢየ – ጀርመን Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ምትሕብባር ምዓትን ድጋፍን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣፍሊጣ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ኢኮኖሚን ምትሕብባር ልምዓትን ጀርመን ዩርገን ሃርት ክዝሓበሩዎ÷ ብምኽንያት ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ቁፅሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወፍሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፤ ኢትዮጵያ ብጀጋኑ ደቃ ናፅነታ ከምዘመስከረት ዘረጋግፀ እዩ ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣርባምንጭ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፤ ኢትዮጵያ ብጀጋኑ ደቃ ናፅነታ ከምዘመስከረት ዘረጋግፀ እዩ ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣርባምንጭ ተዛሪቦም። እቶም ነበርቲ ወፍሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፤ ንልዕልነት ኢትዮጵያ ዝህልዎ ረብሓ ዕዙዝ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕና መስዋቲ ከፊልና ህዝቢ ኢትዮጵያ ርእሱ ከቕንዕ እንተዘይገይርና መፃኢ ወለዶ ርእሱ ኣድኒኑ ክተርፍ ኢዩ – ኣይተ መላኩ ኣለበል Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕና መስዋቲ ከፊልና ህዝቢ ኢትዮጵያ ርእሱ ከቕንዕ እንተዘይገይርና መፃኢ ወለዶ ርእሱ ኣድኒኑ ክተርፍ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እናዘመቱ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ቃልሲ ናይ መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ቃልሲ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ቃልሲ ናይ መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ቃልሲ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም÷ “ፀለምቲ ህዝቢታት ናይ ባዕልና ታሪኽ፣ ባህሊ፣ መንነትን ክብሪን ከይህልወና ኮነ ተባሂሉ ዝግበር ርእሲ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ቤት ትምህርቲ ሽመልስ ሃብቴ ብፌስታል ዝተደብረየ ቡምባ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ቤት ትምህርቲ ሽመልስ ሃብቴ ብፌስታል ዝተደብረየ ቡምባ ከምዝተረኸበ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 11 ከባቢ ቤት ተምህርቲ ሽመልስ ሃብቴ ብፌስታል ተደብሪዩ ዝነበረ ክልተ ቦምቢን ሓደ መነፀር ዓውደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ኣብ ትሕቲ መሬት ተዃዒቱ ዝተቐበረ ጦር መሳርሒ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ኣብ ትሕቲ መሬት ተዃዒቱ ዝተቐበረ ክላሽን ኮቭ ጠበንጃን ሽጉጥን ብሓበሬታ ህዝቢ ተታሒዙ። እቶም ዝተትሓዙ ጦር መሳርሒታት ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 2 ፍሉይ ቦታ ቸርቆስ ሰፈር ተባሂሉ ኣብ ዝፅዕ ከባቢ ኢዮም፡፡ ዘጠራጥሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘንፀላለወ ሓደጋ ዝምጥን ምላሽ ንምሃብ ሎሚ መዓልቲ ክንብገስ ይግባእ – ኣባላት ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንዘንፀላለወ ሓደጋ ዝምጥን ምላሽ ንምሃብ ሎሚ መዓልቲ ክንብገስ ይግባእ ክብሉ ኣባላት ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ፀዊዖም። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ትማሊ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኣመራርሓ ቅድሚት ብምስላፍ ነቲ ወፍሪ ንምራሕ…