ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሓጋዚ ኮሚሽነር ላዕልዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሓጋዚ ኮሚሽነር ላዕልዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ራሁፍ ማዙሃ ተዛቲዮም።
ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝርከቡ ስደተኛታትን ብመጥቃዕቲ ጊጅለ ራዕዲ ህወሓት…