ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተስፋ ስለዝቖረፀ ናብ ኣራዊት ዝተቐየረ ጉጅለ ኢዩ – ኣይተ ኣወል ኣርባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተስፋ ስለዝቖረፀ ናብ ኣራዊት ዝተቐየረ ጉጅለ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ንፁሃን ምቕታሉ፣ ምምዝባሉን ንብረት…