ህዝቢ ክልል ሶማሌ ብዙሓት ፈተናታት ሓሊፉ ሎሚ መንግስቲ እቲ ክልል ክምስርት ከምዝኸኣለ ኣይተ ሽመልሽ ኣብዲሳ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ፖለቲካ ክልል ሶማሌ ካብ ጂግጂጋ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክወስዱዎ ከምዝኸኣሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ።
ህዝቢታት ሶማሌን ኦሮሚያ ብጭቡጥ ኣሕዋት ህዝቢታት ከምዝኾኑ እውን…