ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ እስራኤል ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ናውቲ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝቢን እስራኤል ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 14 ቶን ሓገዝ ናውቲ ገይሮም። መንግስቲ እስራኤል በቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምኽንያት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታትን በቲ ኲናት ንዝበፅሖም ክፋላት ሕብረተሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ውጫሌ ኣርባዕተ ኣባላት ስድራቤት በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዝተተኮሰ መድፍዕ ተቐቲሎም Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ውጫሌ ኣርባዕተ ኣባላት ስድራቤት በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዝተተኮሰ መድፍዕ ከምዝተቐተሉ መሰኻኽር ዓይኒ ተዛሪቦም። 'ኢትዮጵያን ንምፍራስ ናብ ሲኦል ክንወርድ ኢና' ብምባል ናይ ጥፍኣት ኢዱ ዝዘርገሐ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝግበር ጉዕዞ ኣመልኪቶምን ንዝተመዛበሉ ወገናት ምሕጋዝ ኣብ ዝኽእልሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምይይጥ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኮሎራዶ፤ ሲያትል፤ ከምኡ እውን ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫን ከባቢኣን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝተገበረ ፃውዒት በዓል ልደት ኣብ ኢትዮጵያ ንምብዓል ኣመልኪቱ ንዝተመዛበሉ ወገናት ንምሕጋዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓተ ትምህርቲ ንምምሕያሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲን ዩኒቨርሲቲ ሰመራን ስርዓተ ትምህርቲ ንምምሕያሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስርዓተ ትምህርቲ ዝርከበሉ ብርኪ ዘርኢ ዘተ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት እናተኻየደ እንትኾን÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎኒ ንጎኒ ወፍሪ ህልውና ማእኸላይን ሰፊሕን ህንፀት ፕሮጀክት መስኖ ይሳለጥ ኣሎ – መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎኒ ንጎኒ ወፍሪ ህልውና ማእኸላይን ሰፊሕን ህንፀት ፕሮጀክት መስኖ እናተኻየዱ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂበን መግለፂ ሂበን። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ጉባኤ ቱርኪ ኣፍሪካ ጉዳያት ኣፍሪካ ብስፍሓት ዝተለዓሉሉ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳተፈትሉ 3ይ ጉባኤ ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ኣፍሪካውያን ባዕሎም ደው ምባል ንኽኽእሉ ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘድሃቡ ምትሕብባራት የድልዮም ዝብል ሓሳብ ተሰጒሙሉ ዝተሰጎመሉ ከምዝነበረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሸኔ ምስ ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ወረዳታት ኣንፍሎን ጋዎ ቄቤ ኣባላት ሸኔ ምስ ዝዘረፉዎ ሃፍቲን ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታቶምን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ካብ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘመላኸቶ፥ እቲ ጉጅለ ዘሪፉ ካብ ዝነበረ 56…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወዲ 3 ዓመት ወደይ መሳርሒ ብምቅብባል ኣገዲዶም ደፊሮምኒ – ነባሪት ከተማ ወልዲያ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወዲ 3 ዓመት ወደይ መሳርሒ ብምቅብባል ኣገዲዶም ደፊሮምኒ” ክትብል ውልቀ ተበዳሊት ነባሪት ከተማ ወልዲያ ገሊፃ። ከተማ ወልዲያ ካብ ግብረ ራዕዲ ህሓት ናፃ ምውፃኣ ስዒቡ እቲ ወራሪ ጉጅለ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝፀንሐሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ሰልፊ ምንቅስቓስ የኣክል ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ግዝኣታት ሺንግተን ዲሲ፣ ሜሪላንድን ቨርጂንያን ሰልፊ ምንቅስቓስ የኣክል ተኻይዱ። ኣብተን ግዝኣታት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያን፣ ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ኢድ ኣእታውነትን ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲን ኣገዲድካ ምድፋርን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣነ ሓላዊ ሓፍተይ እየ፣ ሰላም ይዕሰል፣ ኣብ ለዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ጠጠው ይበል” ብዝብል መሪሕ ቃል ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲን ኣገዲድካ ምድፋርን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ…