ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ንምንባር ዘለዋ ድሌት ሓደገኛ ከምዝኾነ ማእኸል ፍትሒን ሰላምን ሮኪ ማውንቴይን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ፍትሒን ሰላምን ሮኪ ማውንቴይን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝንበር ዝኾነ ይኹ ማዕቐብን ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካን ሓደገኛ ከምዝኾነ ገሊፁ።
እቲ ማእኸል ፍትሒን ሰላምን፥ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ይኹን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝግበር ዝኾነ ይኹን ኣብ…