ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ኣድሂቦም ምይይጥ ገይሮም፡፡ ካብዚ ሓሊፉ እውን ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 22…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ማእኸል መቖፃፀሪ ሓይሊ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ምስ ጀኔራል ኤሌክትሪክ ፈረንሳይን ኩባንያታት ሲኖ ሃይድሮ ቻይናን ብሄራዊ ማእኸል መቖፃፀሪ ሓይሊ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ፈሪሙ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ባልቻ፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንኡስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝራእቲ ስድራ ዘመትቲ ኣኪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝራእቲ ስድራ ዘመትቲ ኣኪቦም። ሰራሕተኛታት ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ርቲ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ ሰንዳፋ ወረዳ በርክ ጣቢያ ዳቤ ሙዳ ጎዶ ተረኺቦም ዝባፅሐ ዝራእቲ ስርናይ ስድራቤት ዘመትቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ብሪተኒያ ዝርከቡ ኢዮጵያውያን ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሪታንያ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን ዝርከቡ ኢዮጵያውያን ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። እቲ ሓገዝ ብወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት “ኣነ እናሃለኹ ወገነይ ኣይጠሚን”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ውልቀ መራኸብቲ ሓፋሽ ንሕብረተሰብ ሓበሬታ ካብ ምሃብ ሓሊፎም ማሕበራዊ ሓላፍነቶም እናተዋፅኡ ይርከቡ -በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ውልቀ ትካላት መራኸብቲ ሓፋሽ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዓይነት ምግባሮም በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ንህፃናት ዝውዕሉ ሃነፅቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዙሓት ዘይሕጋዊ ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ገንዘባት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ምስ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ብሓባር ብምውዳድ ኣብዚ ሰሙን ኣብ መንበሪ ገዛ 42 ሰባት ብዝገበሮ ፍተሻ ብዙሓት ዘይሕጋዊ ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ገንዘባት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ምስቶም ዝተትሓዙ ዘይሕጋዊ ገንዘባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል ቀዳም ናብ ሰመራ በረራ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል ቀዳም 2 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ሰመራ ኣገልግሎት በረራ ከምዝጅምር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣፍሊጡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ! መከላከያ ይደግፉ/ፋ! እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ካራ ቆሬ ክሳብ ከሚሴ ዘሎ ልዑል መስመር መተሓላለፊ ሓይሊ ፅገና ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ካራ ቆሬ ክሳብ ከሚሴ ዘሎ ልዑል መስመር መተሓላለፊ ሓይሊ ፅገና ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ላዕለዎት መስመራት መመሓላለፍቲ ሓይሊን መከፋፈሊ ጣቢያታታትን ምስ ኔትዎርክ መስመራት ፈነወ ክራኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበረ ዝርከብ ዝተዋደደ ፅንቶ ከምትኹንን ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አብ ኢትዮጵያዝተሾሙ ኣምባሳደር ኩባ ጆርግ ኤፍ.ኤል ኒኮላስ ሓደ ሓደ ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበረ ዝርከብ ዝተዋደደ ፅንቶ መንግስቲ ኩባ ከምዝኹንን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ቅዳሕ ደብዳበ ሽመቶም ንምክትል ሹም ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ለውጢ ከምትድግፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ሃገሮም ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ለውጢ ከምትድግፍ ኣፍሊጦም። ሚኒሰስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ…