ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ-ህንዲ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ህንዲን ልዕሊ ክልተ ሺሕ ዓመታት ዝተሳገረ ኩለመዳያዊ ርክብ ከምዝነበረን ዝተፈላለዩ መዛግብቲ የረድኡ። ኣብ መበል 19 ክፍለ ዘበን ጀሚሩ ድማ ብዙሓት ተወለድቲ ህንዲ ንኢትዮጵያ ናይ ናብራ ሕርያኦም ከምዝገበሩ ዝሕብሩ ብዙሓት መርአያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ተምሳሌ መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ኣብ ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዑደቶም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ዑደት ናሬንድራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሸን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዑደት ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ዓለም በዓልቲ ብዙሕ ዋልታ ምዃና ዘለዋ ቀንዲ ግደ ዘረጋገፀ እዩ ኢሉ ግልጋሎት ኮሙኒኬሸን መንግስቲ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ዑደቶም ኣብ ኢትዮጵያ…
ስፓርት ኢትዮጵያ 5ይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ ንኽተሰናድእ ተመሪፃ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ 5ይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ ንኽተሰናድእ ተመሪፃ፡፡ 4ይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከበላ ኣንጎላ ከተማ ሉዋንዳ ኣብ ዝተገበረ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኢትዮጵያ ነቲ ውድድር ንምስንዳእ ሕቶ ኣቕሪባ ተቐባልነት…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ውድድራት ኣትሌቲክስ 12 ሜዳልያ ብምምዝጋብ ነቲ ውድድራ ዛዚማ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ እናተኻየደ ኣብ ዝቐነየ 4ይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድራት ኣትሌቲክስ 12 ሜዳልያ ብምምዝጋብ ውድድራ ዛዚማ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር 4 ሜዳሊያታ ወርቂ፣ 3 ብሩርን 5 ሜዳሊያታት ነሓስን ከምኡ እወን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም መናእሰይ ኣፍሪካ 2025 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ፎረም ሚኒስትር ዴኤታ ስራሕን ክእለትን ሰለሞን ሶካ፣ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 300 መናእሰይን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተሳቲፎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ን45 ንተዓዘብቲ ውሽጢ ሃገር ኣፍፈልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንዝዕዘቡ 45 ተዓዘብቲ ውሽጢ ሃገር ሰርቲፊኬት ኣፍልጦ ሂቡ። ነቶም ተዓዘብቲ ኣፍልጦ ዝተውሃበ እቲ ቦርድ ብዝተውሃቦ ስልጣን መሰረት እንትኸውን፤ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንዝዕዘቡን መለክዒ ንዘማልኡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ንግዲ ወፃኢ እንስሳት ፃርከብ ኣታዊ ንምድንፋዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ንግዲ ወፃኢ እንስሳት ፃርከብ ኣታዊ ንምድንፋዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ካብ ወፃኢ ንግዲ ትረኽቦ ኣታዊ ንምድንፋዕ…
ስፓርት ሊቨርፑልን ቼልሲን ዓወት ቀኒዑወን Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑልን ቼልሲን ንተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ቀኒዑወን፡፡ ኣብ ኣንፊልድ ንብራይተን ዘተኣናገደት ጋንታ ሊቨርፑል 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ሊቨርፑል ዝተዓወተትለን ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተጀመሩ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ኢኮኖሚ ሃገር ንምቕናዕ ብዘኽእል መልክዑ እናተሰርሑ ይርከቡ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጀመሩ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ኢኮኖሚ ሃገር ንምቕናዕ ብዘኽእል መልክዑ እናተሰርሑ ይርከቡ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፡፡ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ "ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታ መንግስቲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ህዝባዊ መድረኽ…