ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዘካተተ ርክብ መርበብ ሓበሬታ ንኽህሉ ይስራሕ ኣሎ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዘካተተ ርክብ መርበብ ሓበሬታ ንኽህሉ እናተሰርሐ ምዃኑ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን።
“ናብ ሓዱሽ ጉዕዞ” ብዝብል ብኣሰናዳእነት ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ንዘሓለፈ ሓደ ዓመት እናተኻየደ ዝነበረ መዛዘሚ ቀዳማይ…