ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ኬንያ ቻርለስ ኬተር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ኬንያ ቻርለስ ኬተር ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኬንያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘራኽብ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕቲ መዛዘሚን መምርሒታት ትግበራን ኣተኲሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ወፍሪ ብላቴ ስልጠና መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ወፍሪ ብላቴ ስልጠና መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ፥ እቶም ተመረቕቲ ብልዑል ሃገራዊ ስምዒት ናብቲ ማእኸል ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ስልጠና ተኹሲ፣ ሜላን ኣካል ጥንካረን ከምዝወሰዱ ተገሊፁ።…
ቴክኖሎጂ ካሜራ ዝተገጠመሉ መነፅር ፌስቡክ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሌጥ ማሕበራዊ መርበብ ሓበሬታ ፌስቡክ ካሜራ ዝተገጠመሉ መነፀር ሰሪሑ ምቕራቡ ተገሊፁ። እቲ መነፀር ምስ ፍሉጥ ትካል ኣፍራዪ መነፀር ሬይ ባንን ካምፓኒ ኣውሮፓ ምስ ዝኾነ ኢስሎርሊክሳቲካ ብምትሕብባር ዝተሰርሐ ከምዝኾነ እተገለፀ እንትኸውን፥ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርው ናብ ሰመራ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ደቡብ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ከምኡ እውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ኣቲዮም። ክልል ደቡብ ግብ ራዕዲ ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ዝዋፈሩ ልዕሊ 500 መናእሰይ ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ዝዋፈሩ ልዕሊ 500 መናእሰይ "ዘማቲ መንእሰይ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ኣካይዶም። እቶም መናእሰይ ሃገር ናይ ምፍራስ ዕላማ ተሓንጊጡ ዝተልዓለ ሓይሊ ጥፍኣት ብዘለዎም ክእለት ብምስታፍ ህላወ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ መቅደላ ኣምባ ንወፍሪ ህልውና ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቅደላ ኣምባ ንወፍሪ ህልውና ድጋፍ ገይሩ። ጉጅለ ልኡኽ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ግንባር ወሎ በምርካብ 10 ሰንጋታት ንመከላከያ ሰራዊት ብውሀብቶ ኣበርኪቶም። ማሕበረሰብ እቲ ዩንነቨርስቲ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ብምልጋስ ዝተረኸበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሃገር ናብ ሓደጋ ኣብ ዘውድቑ ጉዳያት ዝንቀሳቐሱ ትካላት ተራድኦ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገር ናብ ሓደጋ ኣብ ዘውድቑ ጉዳያት ዝንቀሳቐሱ ትካላት ተራድኦ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኤጀንሲ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሉኣላውነት፣ ሓድነትን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ናብ ሓደጋ ኣብ ዘውድቑ ጉዳያት ከምኡ እውን ካብ ዝተፃየሹሉ ዕላማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምጥንኻር ዘለዎ ተበግሶ ንሓይሊታት ጥፍኣት ናይ ሞራል ስብራት ኢዩ – ኮሎኔል ጌትነት አዳነ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምጥንኻር ዘለዎ ተበግሶ ንሓይሊታት ጥፍኣት ናይ ሞራል ስብራት ከምዝኾነ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ኮሎኔል ጌትነት አዳነ። ኮሎኔል ጌትነት ብፍሉይ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል መሰልጠኒ ሓይሊ ፍሉይ ወፍሪ መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ሎሚ ከመርቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ሓይሊ ፍሉይ ወፍሪ መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ሎሚ ከመርቕ ኢዩ። እቶም ተመረቕቲ ብልዑል ሃገራዊ ስምዒት ናብቲ ማእኸል ዝኣተዉ እንትኾኑ፡ ብተኹሲ፣ ስልትን ብቕዓት ኣካልን ከምዝሰልጠኑ ተገሊፁ። ኣብቲ ሰነ ሰርዓት ምረቓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ጎቢኒዮም Gebremariam Weldegerima Sep 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፌዴራል ፖሊስ ሪፈራል ሆስፒታል ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ጎቢኒዮም። ኣብተ ዑደት ናይ ኢትዮጵያ ፌዴራል ፖሊስ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤልን ካልኦት ላዐዕለዎት ሓለፈተ ሳሐ ዐተ ተካልን…