ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ልዕሊ 227 ቢሊየን ብር ውዕሊ ፕሮጀክት መገዲ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ልዕሊ 227 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም 129 ህንፀትን 30 ከቢድ ፅገና መገዲን ስምምዕነት ውዕሊ ፕሮጀክት መገዲ ከምዝተፈፀመ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዘጓዓዓዞ ኣፅዋር ንሃደና ዝውዕልን ግቡእ ፍቓድ ይሕለፍ ዘማለአን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዘጓዓዓዞ ኣፅዋር ንሃደና ዝውዕል፣ ሕጋዊን ግቡእ ፍቓድ ይሕለፍ ዘማለአን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ወኪል ዜና ሱዳን ሱና፥ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ምሸት ናብ ሱዳን ዘእተዎ ዘይሕጋዊ ኢዩ ተባሂሉ ምርመራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብምትሕብባር ካልኣይ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተጣይሹ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር አፈወርቅ ካሱ፥ እዋኑ ዘሓቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያዊነት ናይ ኢትዮጵያውያን መተኣሳሰሪ ማንነት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊነት ናይ ኢትዮጵያውያን መተኣሳሰሪ ማንነት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዝሃ ባህል፣ ብዝሃ ቋንቋ፣ ብዝሃ እምነት፣ ብዝሃ…
ቢዝነስ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ መስከረም ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ መስከረም መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ካብ 01 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ናይ ኩሎም ፍሪያታት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ መሸጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢን መንግስቲን ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 85 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን መንግስቲን ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 85 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ን4ይ ግዘ ገይሮም። እቲ ክልል ኣብ ኣርባዕቲኡ ዙር 295 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዓይነትን ጥረ ገንዘብን ሓገዝ ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዝተረኸባሉ ብፓናል ዘተ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ብፓናል ዘተ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ናይ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፕሬዚዳንት ወይዘሮ መአዛ ኣሸናፊ፣ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ፣ ሚኒስትራትን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ማሕበረሰብ ድጋፍ ኣብ ልዕሊ ጁንታ እነመዝግቦ ንዘለና ዓወት ናይ ባዕሉ ብፅሒት ኣለዎ- ጄነራል መሀመድ ተሠማ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወሎ ግንባር ንዝርከብ ናይ መከላከያ ሠራዊት ኣብ ደሴ ከተማ ዝርከቡ ብሆቴል ቱሪዝም ዘርፊ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ነቲ ሰራዊቱን ክሳብ ግንባር ብምኻድ ስንቂ ኣቕሪቦም። ጄነራል መሀመድ ተሠማ ከምዝበልዎ፥ ናይ ፀላኢ ሓይሊ ይቕፃዕ ኣሎ÷ እዚ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ይኽበር ኣሎ። "ንክብሪ ኢትዮጵያ ደው ክብል ኢየ፤ ክዝምር ኢየ! " ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 100 ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) 3 ሺሕን 500 ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 100 ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን። እቲ ፅዕነት ብፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣቢሎም ዝተውሓቡ ምግቢን ካልኦት ሰብኣዊ ናውቲታት ሓገዝን ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፍልፍል:- ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…