Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ናይዚ ዓመት ሽልማት “በጎ ሰው” ሽልማት ኣሸነፊ  ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ሓላፍነት ስራሕ መንግስቲ ብብቕዓት ብምውፃእ ናይዚ ዓመት ሽልማት "በጎ ሰው" ሽልማት ኣሸነፊ  ኮይኖም። እቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ሎሚ ኣብ ኣዲስ…

ደቡብ ሱዳን ኣብ ግዝኣታ  ናይ ኢትዮጵያ ጥቕሚ ኣብ  ሓደጋ ዘውድቕ ምንቅሳቓስ ንክግበር ኣይትፈቅድን -ፖል ማዮም ኣኬች

ኣዲስ ኣበባ፣  30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ኣብ ግዝኣታ  ናይ ኢትዮጵያ ጥቕሚ ኣብ  ሓደጋ ዘውድቕ ምንቅሳቓስ ንክግበር ኣይትፈቅድን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ደቡብ ሱዳን ፖል ማዮም ኣኬች ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መህድ…

ግብረ ራዕዳውያን ንጎንፂ ዝመርፁዎም ከባቢታት ብልምዓት ብምትእስሳር እኩይ ዕላመኦም ምፍሻል ይግባእ – ዶ/ር ኣህመዲን መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዳውያን ንጎንፂ ዝመርፁዎም ከባቢታት ብልምዓት ብምትእስሳር እኩይ ዕላመኦም ምፍሻል ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣህመዲን መሓመድ ገሊፆም። ኣብ መዋስንቲ ከባቢታት ክልል ዓፋር ዞባ ሓደ ወረዳ ኣደኤላን ኣብ ክልል…

ዞባ ደቡብ ጎንደር ናብ ዝተማልአ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ኣትዩ – ኣይተ ቀለመወርቅ ምህረቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ደቡብ ጎንደር ናብ ዝተማልአ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዝተመለሰ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ቀለመወርቅ ምህረቴ ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ኣመሓዳሪ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ከምዝበሉዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ህዝቢ ኣምሓራ ዘወራርዶ ሒሳብ ኣለኒ ኢሉ…

ስነ-ስርዓት ሽልማት “በጎ ሰው” እዚ ዓመት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ሽልማት “በጎ ሰው” እዚ ዓመት ፕሬዚዳናት ሳህለወርቅ ኣብ ዝተረኸባሉ ይካየድ ኣሎ። ን9ይ ግዘ እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ሽልማት፥ ፕሬዚዳናት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ካልኦት ዕዱማት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ።…

ሰራዊት ምክልኻል ዝጀመሮ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ። በዚ ድማ እቲ ሰራዊት ሰፊሕ ስጉምቲ ፀረ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ገሊፆም።…

ሚኒስቴር እቶትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን ኣካላት ፀፅታን ልዕሊ 71 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት፣ ኮሚሽን ጉምሩክን ምምሕዳር ብሀሄራዊ ሎተሪን ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን ኣካላት ፀፅታን ልዕሊ 71 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። እቶመም ትካላት ዝገበሩዎ ሓገዝ፥ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወረራ ካብ መረበቶም…

እቲ ጁንታ ክሳብ መወዳእታ ንምቕባር ኣብ ጎኒ ሰራዊትና ክንስለፍ ኢና – ተመረቕቲ መናእሰይ ኮምቦልቻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ጁንታ ክሳብ መወዳእታ ንምቕባር ኣብ ጎኒ ሰራዊትና ክንስለፍ ኢና ክብሉ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኮምቦልቻ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ ተመረቕቲ መናእሰይ ተዛሪቦም። ወራር ህወሓት ምምካት ጥራሕ ዘይኮነስ ሃገር ዕረፍቲ ክትረክብ ትኽእል ጁንታ…

ብግምባር ወሎ ሸሊኹ ኣቲዩ ዝነበረ ጉጅለ ጁንታ ተወቒዑ የሃድም ኣሎ – ብ/ጀ ሻምበል ፈረደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግምባር ወሎ ሸሊኹ ኣቲዩ ዝነበረ ጉጅለ ጁንታ ተወቒዑ እናሃደመ ምዃኑ ብርጋዴር ጀነራል ሻምበል ፈረደ ተዛሪቦም። ጉጅለ እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ግምባር ወሎ እናተወቕዐ እናሃደመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ጉጅለ ኣብዚ ሕዚ እዋን መጥቃዕቲ ኣብ…

ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ኣብ ብርሸለቆ ተረኺቦም ንምልምል ሰልጠንቲ ናይ መድረኽ ኪነ-ጥበብ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ቴኣትር ቤታት ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ኣብ ቤት ትምህርቲ ማእኸል መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትድርና ብርሸለቆ ንዝርከቡ መበል 34 ዙር ሰልጠንቲ ተረኺቦም ንምልምል ሰልጠንቲ ናይ መድረኽ ኪነ-ጥበብ ኣቕሪቦም። ዋና ኣዛዚ እቲ ቤት…