ኮሚሽን ፖሊስ ቤት ህንፀት ክልል ሶማሌ ሓዱሽ ደምቢ ክዳን፣ መዓርግን ኣርማን ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሐሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ቤት ህንፀት ክልል ሶማሌ ብሓዱሽ መልክዕ ዝቐየሮ ደምቢ ክዳን፣ መዓርግን ኣርማን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ጂግጂጋ ከተማ ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ቤት ህንፀት…