ኣብ ዱባይ ኤክስፖ 2020 ኢትዮጵያ ብዝማዕበሉ ቅርስታትን ካልኦትን ዕድላት ብምትኳር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዱባይ ኤክስፖ 2020 ኢትዮጵያ ብዝማዕበሉ ቅርስታትን ካልኦትን ዕድላት ብምትኳር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ምስ ኤሜሬትስ ኒውስ ኤጀንሲ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት፥ ኣብ ዱባይ…