ኣብ ማእኸል መሕገዚ ሕሙማት ስነ-ኣእምሮ ጌርጌሴኖን ንዝርከቡ ወገናት መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምምሕዳር ልምዓት ከተማ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ማእኸል መሕገዚ ሕሙማት ስነ-ኣእምሮ ጌርጌሴኖን ንዝርከቡ 450 ወገናት መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዶም።
እቲ ቢሮ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ ክረምቲ ምኽንያት…