ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2013 ብምግምጋም በጀት ዓመት 2014 ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ 7 ትካላት ክልተኣዊ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሽዱሽተ ሚኒስቴር ቤት ዕዮን ምስ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን ክልተኣዊ ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ቻይና ንሚኒስቴር ባህለን ቱሪዝምን ናይ ላፕቶፕ ኮምፒውተራት ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንሚኒስቴር ባህለን ቱሪዝምን ናይ ላፕቶፕ ኮምፒውተራት ድጋፍ ገይሩ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ሃብታሙ ሲሳይ÷ ከልቲአን ሃገራት ዝፀንሐ ሕውነትን ለዕሊ 50 ዓመት ዘቑፀረ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድናን ዘለወን ኢየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም። ካብ ሓገዝ ብተወሳኺ ሚኒስትር እቲ ሚኒስቴር ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ሓዊሱ ማሕበረሰብ ሚኒስትርሳይንስን ላዕለወዎት ትካላት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ 7 ሚሊየን ሓሊፉ። Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻልን ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ኣፍሊጡ። ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወተቶም ዝሰኣኑ ሰባት ድማ ልዕሊ 194 ሺሕ ከምዝኾነ ገሊፁ። ብኻሊእ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓውዲ በረራ ምስ ኩባኒያ ቦይንግ ስምምዕነት ከቲሙ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓውዲ በረራ ምስ ኩባኒያ ቦይንግ ስምምዕነት ከቲሙ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኩባኒያ ቦይንግን ኣብቲ ዓውዲ ናይ 70 ዓመታት ናይ ሓባር ታሪክ ከምዘለዎም ዝሓበራ ወርልድ ኤርላይን ኒውስ ድረገፅ፥ እቲ ሰነድ ስምምዕነት ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝመዛ ጉልበት ህፃናት ንምዕጋት ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ደቡብን ምዝመዛ ጉልበት ህፃናት ንምንካይ ዘኽእል ኣብ ዝተመረፃ ክልተ ዞባታት ዝትግበር ሺ ትራይቭ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ኢሉ ኣባቦርን ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጌዴኦን ምዝመዛ ጉልበት ህፃናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ን5 ሃገራት ናይ መግቢ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ለጊሳ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ን5 ሃገራት ናይ መግቢ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ከምዝለገሰት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፁ። ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብታ ሃገር ዝተረኸበ ገንዘብ ንኢትዮጵያ፣ ናይጄሪያ ፣ ማዳጋስካር ፣ደቡብ…
ቢዝነስ ንዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ ዝበቅዕ ፍርያት ጨው ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ክምግብ ዝኽል ክዙን ፍርያት ምግቢ ጨው ኣብ ዓፍዴራ ከምዘሎ ሚኒስቴር ንግዲ ኣፍሊጡ። ሎሚ ቅነ ተፈጢሩ ዝነበረ ወሰኽ ዋጋ ጨው ዝኾነ ይኹን ዓይነት ኢኮኖሚያዊ ምኽንያት ዘይብሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ…
ቢዝነስ ትካል መፍረዪ መኣድን ወርቂ ኣኮቦ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ፈተነ ፍቓድ ተዋሂቡዎ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ትካል መፍረዪ መኣድን ወርቂ ኣኮቦ ኣብ ኢትዮጵያ ኳዕቲ መዓድን ወርቂ ንምክያድ ዘኽእል ናይ ፈተነ ፍቓድ ተዋሂቡዎ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ሰገሌ ኣብ ዘሎ ፕሮጀክት ኳዕቲ ወርቂ መክያድ ዘኽእል ፍቓድ ኢዩ ተዋሂቡዎ። ፒኮክን ሲምፕሰንን…