ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ኣገዲዱ እናወደአ ምዃኑ ኣብ ግምባር ማይፀብሪ ኢዶም ዝሃቡ ኣባላት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ኣገዲዱ ናብ ኲናት ብምእታው እናወደኦም ምዃኑ ኣብ ግምባር ማይፀብሪ ኢዶም ዝሃቡ ኣባላት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም።
እቲ ግብረ ራዕዲ እንተወሓደ ካብ ሕድሕድ ስድራ ክልተ ኣባላት ናብ ኲናት ብግዲ ንኸኣትዉ እናገበረ ከምዝኾነ…