ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳሉል ንምቁፅፅር ዝገበሮ ሙከራ ብናይ ዓፋር ክልል ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ከሺፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳሉል ንምቁፅፅር ዝገበሮ ሙከራ ብናይ ዓፋር ክልል ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ከሺፉ።
ህወሓት ኣብቲ ክልል ኣብ በራሕለ ወረዳ ብዙሓት ቀቲሉ፣ ኣቑሲሉ፣ ካብ ገዘኦምን ንብረቶምን ኣፈናቒሉ ከምኡወን ቅርስታት ኣውዲሙ ተባሂሉ።…