ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ዘበረታትዑ ምምሕያሻት ፖሊሲ ተገይሮም ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ዘበረታትዑ ምምሕያሻት ፖሊሲ ከምዝተገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ጉባኤ ምትሕብባር ኢንቨስትመንት ጀርመን-ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ብኣካቢነት መራሂተ መንግስቲ ጀርመን ኣንጌላ…