ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕደራ ሶፍትዌር ሓበሬታ ኣባይቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕደራ ሶፍትዌር ሓበሬታ ኣባይቲ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተመሪቑ። እቲ ሶፍትዌር ብብርኪ ሃገር ኣተሓሕዛ ሓበሬታን ምሕደራን ተተሓሒዙ ዝረአ ሰፊሕ ክፍተት ብምምላእ ዓቢዪ ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ተሓቢሩ፡፡ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎጃም 42 ኣባላት ህወሓትን ሸኔን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ክሳብ ዝድምሰሱ ህዝቢ ዝጀመሮ ፃላኢ ወፍሪ ምምካትን ምቕባርን ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ። ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ጎጃም እዋናዊ ወፍሪ ህልውና ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 455 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)455 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣተሓሕዛ መረዳእታን ስርዓት ልውውጥን ሓበሬታ ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ክመሓየሽ ከምዘለዎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣብ 2014 ዓ.ም ዝህሉ ኣተሓሕዛ መረዳእታን ስርዓት ልውውጥን ሓበሬታ ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ክመሓየሽ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ነዚ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ምስ ሰብ ዋና እተን ትካላትን ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ጀማል በከር ምስ ሓላፊ ታካል ዓለም ለኸ ስደተኛታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ተወካሊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ባህሬንን ሓላፊ ትካል ዓለም ለኸ ስደተኛታትን ዝኾኑ የዓለም አቀፍ የስደተኞች መሓመድ ኣልዛርካኒ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብምትሕብባርን ብምውዳድን ሓቢርካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝድለ ውፅኢት ንምምዝጋብ ብቕዓት ኣመራርሓ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝድለ ውፅኢት ንምምዝጋብ ብቕዓት ኣመራርሓ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣይተ ሚሊየን ማቴዎስ ታርጌት ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰናድኦ ዓውደ መፅናዕቲ ከምዝገለፁዎ፥ ስራሕቲ ትምህርቲ ንምዕባይ በቢብርኩ ብቕዓት ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዞባ ባሌ ወረዳ ሐረና ቡሉቅ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዞባ ባሌ ወረዳ ሐረና ቡሉቅ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ፥ ሕብረተሰብ ብዝገበሮ ተሳትፎን ኣካላት ፀፅታ ብዝገበርዎ ዝተዋደደ ስራሕን ኢዩ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ታንዛኒያ ተኣሲሮም ዝነበሩ 100 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ብታንዛኒያ ኣቢሉ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝግበር ጉዕዞ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር እናወዓሉ ንማእሰርቲ ከምዝተቓልዑ ይፍለጥ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 100 ኢትዮጵያውያን ኣለማየሁ ከተማ ብዝተብሃሉ ኢትዮጵያዊ ኢንጂነር ጃቢር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና 200 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ንሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮጵያ ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና 200 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ንሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮጵያ ድጋፍ ገይሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ቻይና ወታደራዊ ኣታሼ ሲነር ኮሎኔል ሆንግ ዣንግ፥ ቻይና ንኢትዮጵያ እትገብሮ ድጋፍ ከምእትቕፅል ኣረጋጊፆም። ኣዛዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲኦን ጢሞቴዎስ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ተሃነፅቲ ሕጊ ዝተመሓየሸ ይኹን እምበር…