ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሊግ ዓረብ ኣብ ኣልጄሪያን ሞሮኮን ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ብዘተ ክፈትሓ ፀዊዑ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እስላማዊ ምትሕብባር ሊግ ዓረብን ስዑድ ዓረብ፤ ኣብ ኣልጄሪያን ሞሮኮን ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ብዘተ ክፈትሓ ፀዊዖም። ኣልጄሪያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ብሞሮኮ ኣቢሉ ምትንዃይ ከምዘሎ ብምፅራሕ ምስ ሞሮኮ ዘለዋ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ምቁራፃ ኣፍሊጣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንኽገብራ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከባ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲዝተገበረ ፃውዒት ስዒቡ ዝተፈላለያ ትካላት ትምህርቲ ሓገዝ እናገበራ ከምዝኾና ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ድማ ዩኒቨርሲቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ምዕራብ ኣገልግሎት ኤል ኢቲ ኢ ኣድቫንስድ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ምዕራብ ኣገልግሎት ኤል ኢቲ ኢ ኣድቫንስድ ኣጀሚሩ። እቲ ኩባኒያ ሎሚ መዓልቲ ዘጀመሮ ራብዓይ ትውልዲ (4ጂ) ኤል ኢቲ ኢ ልዑል ኣጠቓቕማ ኣብ ዝረአየለን 103 ከተማታት ንምስፍሕፋሕ ዝሓዞ ትልሚ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት፥ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይፍለጥ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩን ክሲ ዝተመስረተሎምን 27 ኣባላት ሰራዊት ውሳነ ንመሃብ መጋባእያ ተሰይሙ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንግብረ ራዕዲ ህወሓት እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ 27 ኣባላት ሰራዊት ውሳነ ንመሃብ ኣብ እዚ ደቡብ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ መጋባእያ ተሰይሙ። ሕጊ ገበን ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 293 ንኡስ ዓንቀፅ 1 ብምትሕልላፍ ትካል ሰራዊት ምክልኻል ደምቢ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኣብ ዘፈር ጥዕና ዘሰልጠኖም 96 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 96 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ 96 ተምሃሮ ኣብ ትሕቲ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዝርከቡ መኮንናት ጥዕና፣ ብነርስን ኣዋነድቲ ነርስን ትምህርቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ ቃል ኪዳን ሰቖጣ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ ቃል ኪዳን ሰቖጣ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ኩለን ክልላት ዝተመረፃ 240 ወረዳታት ፀገም ድኽዳኸ ንምቅላል ከምዝስራሕ ተፈሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ሽሙ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኣተኣሳሲሩ ይጠቐም እምበር ንህዝቢ ትግራይ ዛዕቡኡ ገይሩዎ ኣይፈልጥን – ዶክተር ኣብረሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዘሓለፉ 50 ዓማውቲ ሽሙ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኣተኣሳሲሩ ይጠቐም እምበር ንህዝቢ ትግራይ ዛዕቡኡ ገይሩዎ ኣይፈልጥን ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብረሃም ምስ ግዜኢ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ከምዘዋፈሮም ዝተጠርጠሩ 116 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ትህነግ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ከምዘዋፈሮም ዝተጠርጠሩ 116 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ዞባ ደቡብ ወሎ ገሊፁ። ምክትል ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሰይፉ ሰይድ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ዞባ እቲ ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ሓገዝ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ብዘየውድቕ መልክዑ ክኸውን ኣለዎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ሓገዝ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ብዘየውድቕ መልክዑ ክሳለጥ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ኣድሂቦም መግለፂ ሂቦም፡፡ ስለዝኾነ…