ንወፍሪ ህልውና ካብ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ንወፍሪ ህልውና ካብ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ጥራሕ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሰራሕተኛታት መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ሓደ ዓመት ዝኽፈል ናይ ሓደ ወርሒ መሃይኡ…