መበል ሳልሳይ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ ምግጣሙ ዘርእይ ምልክት ምርኣዩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ ምግጣሙ ዘርእይ ምልክት ምርኣዩ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ልያ ታደሰ ኣፍሊጠን።
ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራሕ 5 ሺሕን 547 ሰባት ከምዝተለኸፉ ገሊፀን።
ኣብ ሓደ መዓልቲ…