ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 646 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)646 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ናፍታሊ ቤኔት ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣበ ዘተኦም ኣብ ክልቲኣዊን ኩ መዳይ ጉዳያትን ከምዝተላዘቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። ብተወሳኺ ከልቲኣወ ርክብ ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕላዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ሶማሊያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕላዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕላዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ሶማሊያ ኣዲዋ የሱፍ ራጌ ተዛቲዮም። ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ሶማሊያ ንቐፃሊ ብወታደራዊ ዓውዲ ንባዕላ ክኢላ ደው ንምባል ኣብ ክሊ እትገብሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ስግኣት መጥቃዕቲ ሳይቨር ከምዘሎ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ 2013 ዓ.ም ብዝገበሮ ፍተሸ ድሕንነት ሳይበር 60 ኣብ ዝኾኑ ትካላት ዝተፈጠሩ ተቓላዕነት መጥቃዕቲ ምፍላይ ከምዝኸኣለን እቶም ክፍተታት ክእረሙ ከምዝገበረን ገሊፁ። ሓላፊ ዲቪዥን ፍተሸን ግምገማን ድሕንነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍፃመ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ሓፂር እዋን ንምትግባር ተላዒልና ኢና – ወፈርቲ ግምባር ወሎ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍፃመ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ሓፂር እዋን ንምትግባር ከምዝተለዓሉ ኣብ ግምባር ወሎ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ሃገር ንምድሓን ዝዘመቱ ዕጡቓትን ተዛሪቦም። ካብ ዝፈትዉዋ ሃገሮምን ካብ ዝርህርሁሉ ህዝቢን ብተፃራሪ ደው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ጉና ዝርከቡ ሓረስቶት ንሰለስተ መዓልቲታት ንህወሓት ብምውጋእ ልዑል ጉድኣት ከምዘብፅሑሉ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡበር ጎንደር ወረዳታት እስቴን ጉናን ከባቢ ዝርከቡ ሓረስቶት ንሰለስተ መዓልቲታት ንህወሓት ብምውጋእ ልዑል ጉድኣት ከምዘብፅሑሉ ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ እምባ ጉና ከም መወርወሪ ተጠቒሙ ናብ ደብረ ታቦርን እስቴን ንምእታው ብምሕሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ብዙሓት ንጦርነት ምስላፉ ኣብ ትግራይ ህዝቢ ዘርኢ ንከይተርፍ ዘለዎ ድልየት ከምዘርእይ ዝተማረኹ ወታደራት እቲ ጉጅለ ራዕዲ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ብዙሓት ንጦርነት ምስላፉ ኣብ ትግራይ ህዝቢ ዘርኢ ንከይተርፍ ዘለዎ ድልየት ከምዘርእይ ዝተማረኹ ወታደራት እቲ ጉጅለ ራዕዲ ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ሕድሕድ ትግራዋይ ደቁ ንጦርነት ንከበርክት ዘገድድ እንትኸውን፥ ቆልዑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፀገማት ንምቕራፍ ዘለዎ ቆራፅነት ዝነኣድ ኢዩ – ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ምብራቕን ደቡብን ቀጠና ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ምብራቕን ደቡብን ቀጠና ኣፍሪካ መሓመድ ማሊክ ፎል ተዛቲየን። ዘተኦም ድማ ኣብ እዋናዊን ሰብኣዊን ጉዳያት ከምኡ እውን ዘጋጠሙ ፀገማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ገንዘብ ንመከላከያ ሰራዊት ካብ 190 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ድጋፍ ገይሮም ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት… Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ገንዘብ ንመከላከያ ሰራዊት ካብ 190 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ድጋፍ ገይሮም። እቶም ሰራሕተኛታት ካብ ወርሒ መሃየኦም ካብ 50 ክሳብ 100 ሚኒታዊ ንመክልኻል ሃገር ንምሃብ ከመዝወሰኑ ተገሊፁ። እኖታትናን ኣቦታትናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ጀማል በክር ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ልምዓትን ባህሬን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በክር ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ልምዓትን ባህሬን ጀሜል ቢን መሓመድ ኣል ሁሜዳን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽ ጉዳያት ምዝታዮም ተገሊፁ፡፡…