ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ክብርታቱ ብዘሓለወ መልክዑ ተኸቢሩ ብሰላም ተዛዚሙ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
እተን ከንቲባ፥ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ፀፅታ፣ ዕዱማት እቲ በዓልን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ…