ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዝኸውን 650 ሺሕ ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብፅሕፈት ቤተን ኣቢለን ብምኅንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዝኸውን 650 ሺሕ ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይረን።
እተን ፕሬዚዳንት፥ መንግስቲ ካብ ዝገብሮ ኩለመዳይ ሓገዝ ብተወሳኺ ብውልቀን ሓገዝ…