ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣወል ኣርባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኮይኖም ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ እቲ ክልል ንኣይተ ኣወል ኣርባ ርእሰ ምምሕዳር ገይሩ መሪፁ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሲያ ከማል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ኮይነን ተሾይመን Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ ንኣሲያ ከማል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪእቲ ክልል ገይሩ ሾይሙ። መይረም መሓመድ ኣሓው ድማ ምክትል ኣፈጉባኤ ኮይነን ተሾይመን፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሃገር ኢዶም አእቲዮም ዝበሎም ዜጋታት ወፃኢ ኣብ 72 ሰዓታት ካብ ሃገር ንኽወፅኡ ኣዚዙ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ፅሕፈት ዓለምለኸ ትካል ለኸ መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) እናሰርሑ ዝነበሩን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢዶም ብምእታው ዘይሕጋዊ ስራሕ እናሰርሑ ዝተረኸቡ ዜጋታት ወፃኢ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ካብ ሃገር ንኽወፅኡ ከምዝተኣዘዘ ሚኒስቴር ጌዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽ ክልል ዓፋር ጉባኤ መስራቲ መንግስቲ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ክልል ዓፋር ፈላማይ መስራቲ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሰመራ ምክያድ ጀሚሩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሽዱሽተ ኩባኒያታት ፈቓድ ልዑል ፍርያት መዓድን ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሽዱሽተ ኩባኒያታት ፈቓድ ልዑል ፍርያት መዓድን ከምዝሃበ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር መዓድንን ነዳድን ኢንጂነር ታከለ ኡማን መካየድ ስራሕ እቶም ኩባኒያታትን ፈሪሞምዎ፡፡ ፍቓድ ዝተውሃቦም ኩባኒያታት ኣለሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ። ኣይተ ግርማ የሺጥላ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኮይኖም እንትሽየሙ፥ ኣይተ ሞላ መልካሙ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካ እቲ ቤት ፅሕፈት ኮይኖም ተሸይሞም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣይተ ፍሰሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምኽባር ድሕንነትን ጥቕሚን ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣድላዪ ሓገዝ ክንገብር ኢና – ባህሬን Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምኽባር ድሕንነትን ጥቕሚን ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብሩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወሽጢ ዓዲ ባህሬን ሼክ ናስር ቢን ኣብዱለራህማን ኣልካልፋ ገሊፆም። መራሒት ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በከር ምስ ቀዋሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ድምፂ ሂበን Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ወይዘሮ ኣዲስኣለም በዛብህ ድምፂ ሂበን። እተን ኣፈ ጉባኤ ኣብ ወረዳ ኣበኮር ሸኪብ ጣቢያ መረፃ ማእኸል መናእሰይ ተረኺበን ድምፀን ዝሃባ እንትኾና፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ወፍሪ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ዝተወለዐ ፀገም ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝኸውን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ወፍሪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዘካየዶ ወራርን ብዝፈፀሞ ጥፍኣትን ዝበፅሐን እናበፅሐ ዝርከብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጅግንነት ንደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ንቡር መግለፂአን ኢዩ – ሜ/ጀ ጥሩዬ ኣሰፌ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ምክልኻል ፌዴሪኢ ሜጀር ጀነራል ጥሩዬ ኣሰፌ ኣብ ግምባር ወሎ ምስ ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብቲ ግምባር ዝርባ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣፈፃፅማ ልኡኽቶ ንዘርአየኦ ጥንካረ…