ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሱማሌ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሱማሌ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ክልል 72 ክልላት መረፃን 3 ሺሕን 978 ጣቢያታት መረፃን ይርከባ። ኣብ ክልል ሱማሌ 23 መቐመጢ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝኸውን ድምፂ ዝወሃብ እንትኸውን፥ 5 ነጥቢ 2 ሚሊየን መረፅቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምእመናን ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ንምኽባር ናብቲ ቦታ የኣትዉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ተዛዚሞም ምእመናን ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ንምኽባር ናብቲ ቦታ እናኣትዉ ከምዝኾኑ ሓላፊ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ወሎ ገሊፁ። እቲ በዓል ብሰላም ንኽዛዘም እናተገበረ ዝፀንሐ ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ ምእመን ናብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብን ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ብወራር ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን) ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ግምባር ማይ ፀብሪ ብወራር ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣመራርሓታት ኣብን ናብ ኣብቲ ግምባር ተረኺቦም ንኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ሎጂስቲክስ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን /ኢመደኤ/ን ኤጀንሲ ሳይንስ ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ክልል ደቡብ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኢመደኤ ዶክተር ኣንተነህ ተስፋየ፥ ኤጀንሲ እቲ ክልል እዋኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ ም/ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ንግድ ቢሮ ሃርቢ ቡህ ወርሰሜ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ/ ተፀዋዒ መንግስት = ኢብራሂም ዩሱፍ 3.ቢሮ ፋይናንስ = ሱልጣን ኣሊይ ቢሮ ቴክኒክን ሞያ = ሮቤል ጌታቸው ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ =…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣካላት ኣፈፀምቲ ከምብሓዱሽ ንምጥያሽ ተመሓይሹ ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዘካየዶ መበል 18 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካላት ኣፈፀምቲ እቲ ክልል ከምብሓዱሽ ንምጥያሽ ተመሓይሹ ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ኮሚሽነር ፕላን እቲ ክልል ኣይተ በድሉ ድንገቱ እቲ ኣዋጅ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘቕረቡሉ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ከድር ጃዋር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኮይኖም እናገልገሉ ዝነበሩ ኣይተ ከድር ጃዋር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይኖም ተሾይሞም። ኣይተ ከድር ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ዘገልገሉ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ድማ ምክትል ከንቲባ እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ፈትያ አደም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይነን ተሾይመን Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ፈትያ አደም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይነን ተሾይመን። እተን ኣፈ ጉባኤ እቲ ስልጣን ካብ ነበር ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽ ወይዘሮ ፈጡም ሙስጠፋ ኣብ ዝተረከባሉ እዋን፥ ዝመረፀን ህዝቢ ብቕንዕና ንምግልጋል ቃል ኣቲየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ዝርገሐ ሰብዓዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዛቲየን። ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዝርገሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ጉባኤ ምጥያሽ ሓዱሽ ምምሕዳር ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስረም፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ሳልሳይ ዘዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት መስራቲ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ኣፈ ጉባኤን ቤት ምኽሪን ከንቲባ እቲ ምምሕዳርን ክመርፅ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ብርተር ምምሕዳር ካብ…