ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፉሚዮ ኪሺዳ ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ንምዃን ዘኽእሎም ውፅኢት ረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ ውድድር ኣመራርሓ ኤልዲፒ ብምስዓር ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ንምዃን ተሰናዲኦም። እቶም ነበር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፥ ውድድር መረፃ ኣመራርሓ ገዛኢ ፓርቲ ብምስዓሮም ቀዳማይ ሚኒስትር እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ኣይከል ናብ ንቡር ምንቅስቓሳ ንምምላስ እናተሰርሐ እዩ ተባሂሉ። Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ከተማ ኣይከል ናብ ንቡር ምንቅስቓሳ ንምምላስ ይስራሕ ምህላዉ ከንቲባ እታ ከተማ ነገሰ ብርቄ ገሊፆም። ኣብታ ከተማን ዙሪያኣ ወረዳን ካብ 5 ከሚያዝያ 2013 ጀሚሩ ብምኽንያት ዝተፈጥረ ፀገም ፀጥታ፤ ንፁሃን ዜጋታት ንክሞቱን ንክመዛበሉን ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ቤት እናተመዝገቡ ናይ ዝርከቡ ዓወታት ህዝቢ ኢዩ – ብርጋዴል ጀነራል ኣለሙ ኣየነ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ቤት እናተመዝገቡ ናይ ዝርከቡ ዓወታት ህዝቢ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ምክትል ኣዛዚ እዚ ደቡብ ብርጋዴል ጀነራል ኣለሙ ኣየነ ገሊፆም። ህዝቢ ኢትዮጵያ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ እናተሳተፈሉ ዝርከብ ወፍሪ ህልውና፥ ዘንፀባርቑ ወታት እናመዝገበ ከምዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማ ሮቢት ኣብ ግምባር ወሎ ዝርከብ ሓይሊ ፀፅታ ብኣካል ተረኺቦም ኣበረታቲዖም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ወረዳ ኣምባሰል ከተማ ሮቢት ኣብ ግምባር ወሎ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ኣባላት ሚሊሻን ብኣካል ተረኺቦም ኣበረታቲዖም። እቶም ነበርቲ ኣብ ግምባር ተረኺቦም ንኣካላት ፀፅታ እንግዶት ምሳሕ ዝገበሩ እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ወላይታ ንዝግበር መረፃ ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ዝተረፉ ክልላት መረፃ ንምግባር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ መረፃ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። በወላይታ ዞን ቀሪ ምርጫ ለማካሄድ የሚያስችል የቅድመ ዝግጅት ሥራዎች መጠናቀቁን የዞኑ ምርጫ ማስተባበሪያ ጽህፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር ሰናይት ዳምጠው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኮርፖሬሽን መዓድን ኮይነን እናገልገላ ዝነበራ ኢንጂነር ሰናይት ዳምጠው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን። ኢንጂነር ሰናይት ኣብቲ ኮርፖሬሽን ቅድሚ ምግልጋለን ኣብ ዝተፈላለዩ ሓላፍነታት መንግስቲ ኮይነን እናገልገላ ከምዝነበራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕን ዩኒቨርሲቲ ኣልፋን ንወፍሪ ህልውና ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ፌዴራልን ዩኒቨርሲቲ ኣልፋን ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፍ ገንዘብ ገይሮም። ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ፌዴራል ነቲ ሰራዊት ልዕሊ ብር 2 ሚሊዮን 800 ሽሕ ድጋፍ ዝገበረ እንትኸውን፤ ዩኒቨርሲቲ ኣልፋ ብግደኡ ብር 100 ሽሕ ድጋፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣምሓራ በጀት 2014 ዓ.ም 80 ቢሊየን 104 ሚሊየን 669 ሺሕን 397 ብር ኮይኑ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ በጀት 2014 ዓ.ም 80 ቢሊየን 104 ሚሊየን 669 ሺሕን 397 ብር ኮይኑ ፀዲቑ። ሓላፊ ቢሮ ገንዘብን ምትሕብባር ኢኮኖሚን እቲ ከልል ዶክተር ጥላሁን መሓሪ፥ እቲ በጀት መንግስቲ ፍትሓዊን ኩለመዳይ ተረባሕነትን ህዝቢ ንምርግጋፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ንመዳለዊ ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር 2014 ዓ.ም ካብ መሓዙት ኣካላት ድጋፍ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ መሓዙት ትካላት ሚኒስቴር ትምህርቲ ንዝገብሮ ምድላው ምምሃር ምስትምሃር 2014 ዓ.ም ድጋፍ ገይሮም። ናውቲ መምሀሪን መሕለዊ ፅሬትን ነቶም ሚኒስትር ሓገዝ ተገይሩሉ፡፡ ንልዕሊ 20 ሺሕ ዝኾኑ ተምሃሮ ሓገዝ ቦርሳ ዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሰራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘመሓይሹ ዲጂታል መተግበሪታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘመሓይሹ ኣርባዕተ ዲጂታል መተግበሪታት ዕላዊ ኮይኖም። እቶም መተግበሪታት፥ ብቐሊሉ ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእሉን ፀገም ተበፃሕነት ዝፈትሑን ኢዮም ተባሂሉ። ካብ 1934 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብቲ ቤትምኽሪ ዝርከቡ…