ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ህዝቢ ኦሮሞ ትፅቢት ዝግበረሉ ነገር ንኽዋፃእ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብዙሕ ፈተናታት ኮይኑ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ህዝቢ ኦሮሞ ትፅቢት ዝግበረሉ ነገር ንኽዋፃእ መዳለዊ ኮሚቴ እቲ በዓል ፀዊዑ። በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት 22 መስከረም ኣብ ኣዲስ ኣበባ፤ 23 መስከረም ድማ ኣብ ቢሾፍቲ ሆራ ኣርሰዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ትዝታ ምስ ፕሬዚዳንት ግሎባል ፎረም ቢዝነስ ህንዲ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ትዝታ ሙሉጌታ ምስ ፕሬዚዳንት ግሎባል ፎረም ቢዝነስ ህንዲ ተዛቲየን። ኣምባሳደር ትዝታ ዕድላት ኢንቨስትመንትን ንግዲን ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ገሊፀን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ዝምልከት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ-ሲንቄታትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሓድነት፣ ፍቕሪን ሰላምን ክብሪታት ሒዙ ዝኽበር ዓቢዪ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳናባቲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ናይ መወዳእታ ጉባኤኡ የካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ተሳናባቲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ 5ይ ዙር፣ 7ይ ዓመት መበል 12 ግዘ ናይ መወዳእታ ጉባኤኡ የካየድ ኣሎ። ኣብቲ እዋን መደረ ዘስምዑ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጁል ናንጋል፥ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣባላት እቲ ቤት ምኽ ኣብቲ ኣኼባ ቃለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ ዝካየድ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ምድላው ተገይሩ ኢዩ – ፖሊስ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ፅባሕ ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ምድላው ምግባሩ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሃረሪ ኣፍሊጡ። ፖሊስ እቲ ክልል ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ንምስራሕ ዘኽእል ኮማንድ ፖስት ተጣይሹ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ኮሚሽነር ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 50 ተንቀሳቐስቲ ጉጅለ ጥዕና ተዋፊሮም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሰብኣዊ ሓገዝቲ ብምውዳድ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 50 ተንቀሳቐስቲ ጉጅለ ጥዕና ከምዝተዋፈሩ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል መተሓባበሪ ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ሰሙናዊ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡ ኣብ ክልላት ዓፋርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኸሪ ክልል ኣምሓራ 5ይ ዙር 7ይ ዓመት መበል 18 ግዘ ናይ መወዳእታ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኸሪ ክልል ኣምሓራ 5ይ ዙር፣ 7ይ ዓመት መበል 18 ግዘ ናይ መወዳእታ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ኣኼባ ዛዕባታት ቀሪቦም ክፀድቁ ኢዮም፡፡ ቀንዲ ቀንዲ ሽቶታት በጀት ዓመት 2014 ቀሪቡ ክፀድቕ ኢዩ፤ በጀት ላለዋይ ቤት ፍርዲን ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ብሓሱሽ መንፈስ ሓዱሽ ውዕሊ – ምስረታ መንግስቲን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ወግዒ ሓደ ጉዳይ “ብሓሱሽ መንፈስ ሓዱሽ ውዕሊ - ምስረታ መንግስቲን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ድሬዳዋ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ድሬደዋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝህልዎ ጉባኤ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ሃገር በቀል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ናብ ምዕባለ ዝወስዳ ኢዩ – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ሃገር በቀል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ናብ ምዕባለ ዝወስዳ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዥዩዋን ተዛሪቦም፡፡ መበል 72 በዓል ምስረታ ሪፐብሊክ ቻይና ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ቻይና ኤምባሲ ብቪዲዮ ኣብ ዝተገበረ…