“ኣነ እውን ንሃገረይ ወታደር ኢየ” ብዝብል ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድገፍ ጉያ ኣብ ሶዶ ከተማ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኣነ እውን ንሃገረይ ወታደር ኢየ” ብዝብል ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድገፍ ጉያ ኣብ ሶዶ ከተማ ተኻይዱ።
ናይ ደቡብ ክልል ስፖርት ኮሚሽን ምክትል ኮሚሽነር ኣይተ ብሩ ቡናሮ፥ ዕላማ እቲ ጉያ ሃገርና ካብ ሓያላን ሃገራት ወፃኢ ካብ ውሽጢ…