ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ንሰራዊት ምክልኻል ስንቂ ኣዳሊዩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን ዋና ቤት ዕዮን ተፀዋዕቲ ትካላትን ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ንሰራዊት ምክልኻል ስንቂ ኣዳሊዮም። ኣብቲ ምድላው ስንቂ ዝተረኸባ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ ኣብ ቀፃሊ ክሳብ ግምባር ብምኻድ ንሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህይወቱ እናሀበን ዋጋ እናኸፈለን ዘሎ ሰራዊት ደምና ክንህብ ኢና – ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 35 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሰ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኃል ቻይና ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ ንሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ ዝኸውን 200 ሺሕ ዶዝ ሲኖቫክስ ንሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ን150 ሺሕ ሰባት ሙሉእ ክታበት ንመሃብ ዘኽእል ከምዝኾነ ተወካሊ ሓላፊ መምርሒ ምምዕባል ጥዕናን ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መተሓላለፊ ቦታታት ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ካብቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናፃ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መተሓላለፊ ቦታታት ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሽዋ፣ ክልል ዓፋር ዞባ ሰለስተን ፍሉይ ወረዳ ማሕበረሰብ ኣርጎባን ዝርከቡ መተሓላለፊ ከባቢታት ካብ ስግኣት ናፃ ንምግባር ብምውዳድ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኣመራርሓታት እተን ዞባታት ኣፍሊጦም። ካብ ፌዴራልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኦን ላይን ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብኦን ላይን ምሃብ ከምዝጀመረ ሎሚ መዓልቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብን ዓለም ለኸ ትካላትን ዝህቦም ኣገልግሎታት ቪዛ ሓዊሱ ካልኦት ኣገልግሎታት ብኦንላይን ምሃብ ከምዝጀመረ ሚኒስተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣቢያ ፍተሻ ሞያሌ ሓበራዊ ምትእስሳር ንግዲ ንኽድንፍዕ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ከምዝርከብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣቢያ ፍተሸ ሞያሌ ሓበራዊ ምትእስሳር ንግዲ ክልቲአን ሃገራት ንኽድንፍዕ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ከምዝርከብ ተገሊፁ። ኣብዚ ዓመት ወርሒ ሕዳር ተመሪቑ ዝተኸፈተ ሓበራዊ ፍተሸ ጣቢያ ኢትዮጵያን ኬንያን፥ ማሕበረሰብ ንግዲ ዝተቐላጠፈ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዓምዲ ኢኮኖሚ እታ ከተማ ዝነበሩ ትካላት ብምዝራፍ ዝሰርሖ ሽርሒ ኣይርሳዕን – ሰብ ሃፍቲ ከተማ ድሬዳዋ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓምዲ ኢኮኖሚ እታ ከተማ ዝነበሩ ትካላት ብምዝራፍ ዝሰርሖ ሽርሒ ከምዘይርሳዕ ሰብ ሃፍቲ ከተማ ድሬዳዋ ገሊፆም። ካገርና ህፍትና፣ ሃፍትና ሃገርና ብዝብል መሪሕ ቃል፥ ሰብ ሃፍቲ ከተማ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻል ዘርአዩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ትኽለኛ ሓበሬታ ንህዝቢ ከብፅሑ ከምግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ሚዲያ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ዘለዎ ግደ" ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዘተ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ናብ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ 21 ተኸሰስቲ ዝሓተቱዎ ሕቶ ዋሕስ ውድቂ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራሉ 1ይ መጋባእያ ጉዳያት ፀረ ሽብርን ህገ መንግስቲን ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ናብ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ 21 ተኸሰስቲ ዝሓተቱዎ ሕቶ ዋሕስ ውድቂ ገይሩ። እቲ መጋባእያ ኣብ መዝገብ እኒ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ንክልል ትግራይ ተመዛበልቲ ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ንክልል ትግራይ ተመዛበልቲ ሓገዝ ምግቢ ከምዝገበረት ተገሊፁ። እታ ሃገር ምስ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ብምትሕብባር ኢያ 200 ቶን ኣድለይቲ ዝኾኑ ቀረብ ምግቢ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት ልኢኻ ዘላ። ኣብቲ ክልል ብዝነበረ ወፍሪ…